Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ሰብ ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ገሊፆም።
ኣብ ሻንጋይ በዓል ሞያ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዣንግ ዌንሆንግ፥ ቻይና ኣብታ ሃገር “ዜሮ ኮቪድ ፖሊሲ” መሰረት…
ሩሲያ ምስ ምስፍሕፋሕ ኔቶ ተተሓሒዙ ካብ ምዕራብ ዓለም ህፁፅ ልዝብ ከምትደሊ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ምስፍሕፋሕ ትካል ቃል ኪዳን ኖርዝ ኣትላንቲክ /ኔቶ/ ተተሓሒዙ ምስ ምዕራባውያን ህፁፅ ልዝብ ክትገብር ከምትደሊ ኣፍሊጣ።
ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬን ኣብ ትዋሰነሉ ዶብ ዝተፈጠረጥሪ ኣመልኪቱ ድሕንነት ሞስኮ ናብ…
ደቡብ ኣፍሪካ ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ከምዘመዝገበት ተሓቢሩ።
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ፥ 13 ሺሕን 992 ሓደሽቲ ሕሙማት ኮቪድ-19 ከምዘመዝገበት ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብሓፈሻ…
ሓቀኛ ዴሞክራሲ ክዓስል ዝኽእል ኣብ ሃገራት ኢድ ምእታው ጠጠው እንትብልን ህዝቢ ባዕሉ ወናኒ ዴሞክራሲ እንትኸውንን ኢዩ – ዋንግ ዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ “ሓደ ዓይነት ዴሞክራሲ የለን፤ እኳኣስ ሓቀኛ መንፈስ ዴሞክራሲ ንምዕሳል ንስራሕ” ክብሉ ኣብ መበል 14 መድረኽ ዴሞክራሲ ማሊ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተኻየደ…
ፓኪስታን፤ ኣሜሪካ ኣብ ተዳልዎ ኣኼባ ዴሞክራሲ ንዘይምስታፍ ወሲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓኪስታን፤ ኣሜሪካ ኣብ ተካይዶ ብመርበብ ሓበሬታ ዝተሓገዛ ኣኼባ ዴሞክራሲ ሃገሮም ንዘይምስታፍ ምውሳና ኣፍሊጣ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን፤ ሃገሮም ኣብቲ ኣኼባ ንክትሳተፍ ዝቐረበላ ዕድመ ኣመስጊኖም።
“ፓኪስታን ናፃ ስነ-ስርዓት ዳኝነት፣…
ፕሬዚዳንት ሩስያን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲን ኣብ ኒው ደልሂ ብምርኻብ ምይይጥ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኒው ደልሂ ብምርኻብ ምይይጥ ገይሮም።
እቶም መራሕቲ ኣብ ዙርያ ጉዳይ ክልቲኣዊ ምይይጥ ዘርገበሩ እንትኾኑ÷ ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሃገራት 28 ስምምዓት ተፈራሪመን።…
ኣብ ኣሜሪካ ዴሞክራሲ እናንቆልቆለ ከምዝኾነ ሓደ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዴሞክራሲ እናንቆልቆለ ከምዝኾነ ቻይናዊ ዩኒቨርስቲ ሬሚንግ ኢኒስቲትዩት መፅናዕቲ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቾንግ ያንግ “ንዲሞክራሲ ኣሜሪካ 10 ሕቶታት” ብዝብል ርእሲ ብዘካየዶ መፅናዕቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ኢንስቲትዩት ከምዝሓበሮ÷ ኣሜሪካ…
ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ምክልኻል ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።
ለውጢ ከባቢ ኣየር ብተፈጥሮኣዊ ስነ-ምህዳር ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዕቤት ልዑል ፅዕንቶ እናብፀሐ ከምዝኾነ ይዝረብ።
ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዳካር…
ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ሺ ጂንፒንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣፍሊጡ።
8የ ጉባኤ ሚኒሰስትራት ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ምሕዝነት ቻይና - ኣፍሪካ ብንግዲ፣ ተሓዳሲ ሓይሊን ቀረብ…
ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ19 ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ 19 ብብርኪ ዓለም ብዘርአዮ ባህሪ ዝርገሐ ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
እቲ ቫይረስ ቅድሚ ሕዚ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ብርኪ ባህሪኡ ዝቐያይርን ብዙሓት ሰባት እናጥቀዐ ዝርከብ ለበዳ ቫይረስ ኢዩ…