Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ኢኮኖሚ ዓለም ዘለዎ ዝተጋነነ ግደ ነቒፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ቻይና ኣብ ዝገበሩዎ ዑደት “ዶላር ሸርፊ ንኽኸውን ዝወሰነ መን ኢዩ? ብምባል” ዶላር ኣሜሪካ መተዓዳደጊ ምዃኑ ነቒፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ…
ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት መንእሰይ ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት ኣባል ሃገራዊ ሓለዋ ኣየር እታ ሃገር ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ።
እቲ ጃክ ተሸይራ ዝተብሃለ መንእሰይ፥ ነቶም ሰነዳት ኣብ ናይ ኢንተርነት ጌም መፃወቲ ቻትሩም ከምዝዘርገሖም…
ፅባሕ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ ኣባል ሃገራ ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳይ ዝቕባበ ዋጋን ዩክሬንን ክመክር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ ኣባል ሃገራ ጉጅለ 7 ኣብ ጉዳይ ዝቕባበ ዋጋን ዩክሬንን ከምዝመክር ተገሊፁ።
እቲ ኣኼባ፥ ጃፓን ብኣቦ መንበርነት ከምትመርሖ እውን ሚኒስቴር ገንዘብ እታ ሃገርብምፅራሕ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡
ሸ ውዓቲአን ብኢኮኖሚ…
ኔቶ ልዑል ዝበሎ ጥሙር ልምምድ ሓይሊ ኣየር ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ዝዓበየ ጥሙር ልምምድ ሓይሊ ኣየር ከምዘካይዳ ተገሊፁ።
ብመሪሕነት ሓዪሊታት ጦር ጀርመን ከምዝካየድ ዝተሓበረ እቲ ልምምድ፥ 10 ሺሕ ዝኾኑ ወታደራትን 220 ጦር ኣውሮፕላናትን ከሳትፍ ኢዩ…
ፕሬዚዳንት ፑቲን መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭድሚር ፑቲን መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ንክሰሳተፉ ኣንጊዶም።
ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሓለፍቲ ትካላት እቲ ዞባን ዝሳተፉሉ ምዃኑ ብምግላፅ፥ በዚ ሕጉሳት ኢና ምባሎም ስፑትኒክ ፀብፂቡ።
እቲ ጉባኤ…
ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ክዝትዩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ሩሲያ – ዩክሬን ምስ ቻይና ሎሚ ክዝትዩ ኢዮም።
ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ዴር ሌየንን ንሰለስተ መዓልቲታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ …
ኣሜሪካ ምስ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ወታደራዊ ልምምድ ጥሙር ሓይሊ ባሕር ምክያድ ጀሚረን፡፡
እቲ ወታደራዊ ልምምድ ብኣሜሪካ ዝምራሕ እንትኸውን፥ ብኒውክሌር ትንቀሳቐስን ኣውሮፕላን ተርሽከምን ዓባይ መርከብ ኣሜሪካ ተሳታፊት ከምዝኾነት ኣር ቲ ፀብፂቡ፡፡…
ዓለም ለኸ ዋጋ ነዳዲ ምውሳኹ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ለኣኽቲ ነዳዲ“ኦፔክ” ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ዘቕርብኡ መጠን ነዳዲ ንምቕናስ ምውሳነን ኣፍሊጠን።
እተን ሃገራት ብ1 ነጥቢ 16 ሚሊየን በርሚል ንምቕናስ ምስምዕመዐን ተሓቢሩ።
ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ስምምዕነተን ተግባራዊ ክገብራ…
ሩሲያ ያርስ ብዝተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ባላስቲክ ሚሳኤል ወታደራዊ ልምምድ ምግባር ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ያርስ ብዝተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ባላስቲክ ሚሳኤል ብምጥቃም ወታደራዊ ልምምድ ምግባር ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ።
ኣብቲ ወታደራዊ ልምምድ ልዕሊ 3 ሺሕ ወታደራት ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ 300 ዝበፅሕ ሚሳኤል ድማ ኣብ ረብሓ ከምዝወዓለ ኣልጄዚራ…
ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።
ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ ዝተወለዐ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ሚሲሲፒ 25 ሰባት ህይቶም እንትሓልፍ÷ ኣብ ግዝኣት ኣልባማ ድማ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ፡፡
እቲ…