Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ፃውዒት ደው ምባል ተዂሲ ኣቕሪቡ።
እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሱዳናዊያን ኣገልግሎት ማይ፣ ጥዕና፣ ኤሌክትሪክ ሓዊሱ መሰረታዊ እታዎታት ንክረኽቡ እቶም ተፃባእቲ ብህፁፅ ኲናት ጠጠው ብምባል…
ሩሲያ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ቀረብ ነዳዲኣ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ እስያ ክተዝውር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብዚ ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ትልእኾ ቀረብ ነዳዲ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ዝኸውን ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ እስያ ክተዝውር ምዃና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም።
ሩሲያ ኣብቲ ውሳነ ዝበፅሐት÷ ምዕራባውያን ማዕቐብ…
ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምንካይ 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ዘብፀሖ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘላቒ ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምርግጋፅን 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ።
ኮሚሽን ኣውሮፓ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ዝመደቡዎ ገንዘብ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
እቲ በጀት ንመሓዙት ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንፁህ…
ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንሱዳን ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምቅላል ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ።
ካብዚ ብተወሳኺ ጎንፂ ብምህዳም ካብ ሱዳን ንዝወፅኡ ሰባት ጎረባብቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሰብኣዊ ሓገዝ…
ፕሬዚዳንት ሺ ጂን ፒንግ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ብስልኪ ተዛቲዮም።
ዘተ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት÷ ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ካብ ዝጅምር ንደሓር ዝተገበረ ፈላማይ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ፕሬዚዳንት ሺ÷ ኣብ ሞንጎ…
ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን የውፃኣ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ዝተለያ ሃገራት ዲፕሎማሰኛታተን ካብ ሱዳን ካርቱም ከውፅኣ ጀሚረን።
ፕሬዚዳንት ኣሜሪካጆ ባይደን÷ ኣብ ሱዳን ካርቱም ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታትን ስድረኦምን ሎሚ ነታ ሃገር ለቒቖም ከምዝወፅኡ ገሊፆም፡፡
እቶም ዲፕሎማሰኛታት ጦር…
ሓይሊታት ሱዳን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምጥሓስ ውግእ ከምዝቐፀሉ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ን24 ሰዓት ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ገይሮም ይንበሩ እምበር ውግእ እናቐፀሉ ከምዝርከቡ ተገሊፁ።
ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢድ ብምእታው ምስ ኣሸማገሎምን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምስፈፀሙን፤ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ኲናት…
4ይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ጎንፂ ሱዳን 200 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሕይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ፡፡
እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን መሓመድ ሃምዳን…
ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊታትን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ መዓልቱ ዘቑፀረ ኣብ ሞንጎ ጦር ሱዳንን ፍሉይ ሓይሊ ሱዳንን ዝተፈጠረ ጎንፂ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ።
እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ወታደራዊ መራሒ ጦር ሱዳን ጄኔራል ኣብዱል ፈታህ ኣልቡርሃን ዝመርሑዎ ጦርን ምክትሎም ዝነበሩ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን…
ኣብ ኣውሮፓ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኒውክሌር ፊንላንድ ስራሕ ጀሚሩ፡፡
ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፊንላንድ ዝተሃነፀ እቲ መብላዕልዒ፥ ኣብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነን ብሰዓት 1 ነጥቢ 6 ጊጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ከምዘለዎን ተሓቢሩ፡፡
ብግዝፈቱ ድማ…