Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

እስራኤል ኣብ ሌባኖስ ብዝጀመረቶ ወፍሪ ልዕሊ 440 ዕጡቓት ሂዝቦላህ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ኣብ ደቡባዊ ሌባኖስ ብዝጀመረቶ ወፍሪ ልዕሊ 440 ዕጡቓት ሂዝቦላህ ከምዝቐተለት ጦር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ጦር እስራኤል ብርጋዲየር ጄኔራል ዳንኤል ሃጋሪ ከምዝገለፁዎ÷ ብኣየርን ብመሬትን…

እስራኤል ነበርቲ ደቡባዊ ሊባኖስ ካብቲ ከባቢ ብህፁፅ ንክወፅኡ ዳግም ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ዝተመረፁ ትሕዝቶታት ሂዝቦላህ ብነፈርቲ እትፍፅሞ መጥቃዕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጣ። ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸላዊን ደቡባዊን ቤሩት ዕዉት መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ሰራዊት ምክልኻል እስራኤል ገሊፁ። ነዚ ስዒቡ ክሳብ…

ኣሜሪካ ንሓይሊ ኣየር እስራኤል ድጋፍ ከምዝገበረት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ትማሊ ምሸት ብኢራን ናብ እስራኤል ዝተተኮሱ ሚሳኤላት ንምፍሻል ሓገዝ ፀረ - ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዝገበረት ኣፍሊጣ፡፡ ኣብ ፔንታጎን መግለፂ ዝሃቡ ኣቀባሊ ቃል ሓይሊ ምክልኻል ኣሜሪካ ሜጀር ጄኔራል ፓትሪክ ራይደር÷ ናብ ቴል ኣቪቭ…

እግረኛ ሰራዊት እስራኤል ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ ናብ ሊባኖስ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንሄዝቦላህ ንምጥቃዕ ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ እግረኛ ሰራዊታ ናብ ሊባኖስ ከምዘእተወት ኣፍሊጣ። እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ዝተገደበ ዒላማ ዘለዎ ናይ መሬት ልኡኽ በምባል ዝገለፀቶ ብእግረኛ ሰራዊታ ዝውገን ትልማ ዕላዊ ብምግባር…

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሮላይና ብዘጋጠመ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ነፋስ ህይወት 30 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሰሜናዊ ግዝኣት ካሮላይና ብዘጋጠመ ከቢድ ዝናብ ዝተሓወሶ ኣውሎ ነፋስ 30 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብ ፍሎሪዳ ከምዘጋጠመ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ግዝኣት ጆርጂያ ኣቋሪፁ ብምሕላፍ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት…

እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ መራሒ ሃማስ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ መራሒ ሃማስ ፋትህ ሻሪፍ ኣቡ ኣል ኣሚን ተቐቲሉ። ሃማስ ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ሊባኖስ ብምሰረት ዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ፋትህ ሻሪፍ ኣቡ ኣል ኣሚን ምስኡ ምስ…

እስራኤል ንመራሒ ሂዝቦላህ ሓሰን ነስራላህ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሊባኖስ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ዕጡቓት ሂዝቦላህ ወታሃደራዊ ስጉምቲ እትወስድ ዘላ እስራኤል ንመራሒ ሂዝቦላህ ሓሰን ነስራላህ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ። ሓይሊ ምክልኻል እስራኤል ከምዝበሎ፥ ሓሰን ነስራላህ ኣብ ቤይሩት ምሸት ዓርቢ ብዝተፈፀመ…

ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ገሊፆም። ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ይቕፅል ኣሎ።…

ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም ዝገብር ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዝፀደቐ ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም መገዲ ዝኸፍት ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ ሓፈሻዊ ጉባኤ ተመድ ኣብ መበል 21 ክፍለ-ዘመን ማሕለኻታት…

ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ኣብ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ዕንቅፋት ብምፍጣሩ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ፅዕንቶ ከምዘስዐበላ ደቡብ ሱዳን ገሊፃ። መተሓላለፊ ነዳዲ ኣብ ዘለዉዎም ከባቢታት ብመሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ (ሄምቲ) ዝምራሕ ጉጅለ ዕጡቕ ተውዋሪ ሓይሊ ሱዳን…