Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ከምዘላ ገሊፃ።
ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሩሲያ ስጉምቲ መሊስካ ምጥቃዕ ምውሳድ ምጅማራ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ ደገፍ…
ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ።
ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፥ እቲ ሓዱሽ ኃይፐር ሶኒክ ሚሳኤል ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ድሕንነት ንምርግጋፅ ይሕግዘና ኢዩ ምባሎም ኣር ቲ ፀብፂቡ።
ብቋንቋ ፋርስ “ፋታህ” ብዝብል ዝሰየምዎ…
ፖል ካጋሜ ኣብ ሰብ መዚ ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን ሃንደበታዊ ለውጢ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ሚኒስትራትን ኣዘዝቲን ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን እታ ሃገር ሃንደበታዊ ለውጢ ምግባሮም ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ጆቪኔል ማሪዛሙንዳን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር፣ ሌተናል ጄነራል ሙባራክ ሙጋንጋን ድማ ላዕለዋይ…
ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ።
ሕብረት ኣውሮፓ፥ ጉግል፣ ሜታ፣ ማይክሮሶፍት፣ ቲክ ቶክን ካልኦት ሰብ ዋና ኩባንያታት ቴክኖሎጂን ብፅሑፍ፣ ስእሊን ሰብ ስራሕ ተግባራትን ኣቢሎም ብልሓት ብዝተመልኦ…
ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 3 ቢልየን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ክልተ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት ክሳብ ሐዚ ብውሕዱ 3 ነጥቢ 4 ቢልየን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ፋይናንስ እታ ሃገር ነበር ከምዝገለፆ፥ እቲ ጎንፂ ንመስመራት ቀረብ ካብ ረብሓ…
ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበር ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበርን ሰብኣዊ ሓገዝ ንክሳለጡን ሓቲቱ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዘሎ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ዘተ፥ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብህፁፅ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ…
ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ባቡር ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ምብራቓዊ ግዝኣት ኦዲሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግጫው ብዙሓት ባቡር ክሳብ ሕጂ ብውሕዱ ልዕሊ 260 ሰባት ከም ዝሞቱን 650 ከም ዝቘሰሉን ሰበስልጣን ገሊፆም።
እቲ ቑፅሪ ካብዚ ንላዕሊ ክኸውን ከም ዝኽእል ይግለፅ ኣሎ።
ብሰንኪ እዚ ሓደጋ…
ኣባል ሃገራት ብሪክስ ካብ ፅዕንቶ ምዕራባውያን ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ንክፍጠር ሓቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ካብ ፅዕንቶ ምዕራባውያን ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ንክፍጠር ሓቲተን።
ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ብራዚል፣ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ደቡብ ኣፍሪካን ዘካተተ ኣኼባ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።…
ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን።
እቲ ልምምድ ብታሪክ ሰለስቲአን ሃገራት ንፈለማ እዋን ዘካይድኡ ዘለዋ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣሜሪካ ኣብቲ ዞባ ወታደራዊ ዲፕሎማሲኣ ክብ ንምባልን ስትራቴጂያዊ ረብሓኣ ንምሕላውን…
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ከምዘቋረፆ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ደው ምባል ተኲሲ ከምዘቋረፆ ዲፕሎማቲክ ፍልፍላት ሱዳን ገሊፀን።
ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ልዕሊ 100 ሺሕ ሱዳናዊያን ከምዝተመዛበሉ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።
ጦሩ የአሁኑን ድርድር በይደር…