Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ።
እታ ሃገር ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ፍሪያታት ጥረምረ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንክቐርብ ዝተገበረ ስምምዕነት “ኣፈፃፅምኡ ጉድለት ኣለዎ” ብዝብል ነቲ ስምምዕነት ምቁራፃ ይዝከር።…
ቻይና ብናይ ባዕላ መገዲ ብኽለት ከባቢ ንምንካይ ክትሰርሕ ኢያ – ሺ ጂንፒንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብናይ ባዕላ መገዲ ብኽለት ከባቢ ንምንካይ ከምትሰርሕ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ÷ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምፅዋር ቅልጡፍ ስጉምቲ ክውሰድ ኣብቲ ጉዳይ ልኡኽ ኣሜሪካ ዝኾኑ ጆን ኬሪ መተሓሳሰቢ…
ምትሕብባር ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካን ቻይናን ክሕደስ ዝኽእለሉ ዕድል ኣሎ ተባሂሉ
አዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካን ቻይናን ክሕደስ ዝኽእለሉ ዕድል ከምዘሎ ልኡኽ ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣፍሊጦም።
ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ኣሜሪካ ምስ ቻይና ዘለዋ ምትሕብባር ብምኽላስ እቲ ርክብ ዝሕደሰሉ ዕድል ከምዝህሉ ዝሓበሩ ጆን…
ንብኽለት ኣየር ዓለም ልዑል ብፅሒት ዝሕዛ ኣሜሪካን ቻይናን ብዛዕባ ክሌማዊ ለውጢ ክዝትያ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ፅዕንቶ ብምዕራፍ ልዑል ብፅሒት ዝሕዛ ኣሜሪካን ቻይናን ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ጠሚተን ከምዝዝትያ ተገሊፁ፡፡
ልኡኽ ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ምስ ቻይና መዘነኦም ዢ ዤንዋ ንምዝታይ ሎሚ ናብ ቻይና ከመዘምርሑ ኤ ኤፍ ፒ…
ኢራን ኣብ ዓውዲ ንግዲ ኣብ ሰለስተ ዓመታት 10 ቢሊየን ዶላር ኣብ ኣፍሪካ ንምፍሳስ ድሌት ኣርኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ኣፍሪካ ናይ ባሕሪ ንግዲ ብምጥንኻር ክሳብ 10 ቢሊየን ዶላር መዋእለ-ንዋይ ክተፍስስ ከምትደሊ ተገሊፁ፡፡
ኢራን ብግልጋሎት ምጉዕዓዝ መርከብ ምስ ኣፍሪካ ተካይዶ ርክብ ንግዲ ባሕሪ ዕላዊ ዝገበሩ÷ ዋና ዳይሬክተር…
ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሰሜና ምዕራብ ኣፍሪካን ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት መጠን ሙቐት ደቡብ ኣውሮፓ ካብ 40 ናብ 48 ዲግሪ ሴሊሺየስ ክብ ክብል ኢዩ ተባሂሉ።
ብፍላይ ኣብ ስፔን፣ ፈረንሳይ፣ ግሪክ፣…
ዩክሬን ኣባል ሃገር ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ንግዚኡ ብኔቶ ውድቂ ምግባሩ ንዜሌንስኪን ኣቖጢዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ጦር ቃል ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ዩክሬን ኣባል ሃገር ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ንግዚኡ ተቐባልነት ከምዘይተረኸበ ተገሊፁ።
ኣመራርሓታት ኔቶ ዩክሬን ኣብቲ ወታደራዊ ጥምረት ንምፅምባር ዘቕረበቶ ሕቶ ኣብ ቀፃሊ ከምዝረአ ኣገንዚቡ፡፡
እቲ…
200 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ጀልባ ኣብ ደሴታት ካናሪ ከምዝጠሓለት ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)200 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ስፔን እናተጓዓዘት ዝነበረት ጀልባ ኣብ ደሴታት ካናሪ ከምዝጠሓለት ሰራሕተኛታት መድሕን ህይወት ስፔን ኣፍሊጦም።
ካብ ደቡባዊ ሴኔጋል ተላዒለ ናብ ደሴት ካናሪ እናምረሐት ከምዝነበረት ዝተሓረላ መግፈፊት ዓሳ ጃልባ÷ ህፃናት…
ፕሬዚዳንት ጆባይደን ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፍዎ ዉሳነ ተግባረታዊ ከምዝገብርዎ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆባይደን ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፍዎ ዉሳነ ተግባረታዊ ከምዝገብርዎ ኣረጋጊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣዝዩ ከቢድ ዝበልዎ ውሳነ ንምዉሳን ንዉሕ ዝበለ እዋን ከምዝወሰዶምን፤ ብመንፅር ዩክሬን ዝገጠማ ሕፅረት ተተኳሲ ግና…
ፈላማይ ክታበት ዓሶ ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ክከፋፈል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ፈላማይ ክታበት ሕማም ዓሶ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ከምዘከፋፍል ኣፍሊጡ።
ውድብ ጥዕና ዓለም ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት 18 ሚሊየን ክታበት ሕማም ዓሶ ናብ 12 ሃገራት ኣፍሪካ ክከፋፈሉ ኢዮም።…