Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን – ኣንቶኒ ብሊንከን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም፡፡
እቶም ሚኒስትር ትማሊ ኣብ መደብ ቴሌቪዥን 60 ደቒቕ ኣውስትራሊያ ቀሪቦም ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዓለም እናተርኣ ዝመፅአ ክሌማዊ ለውጢ ዝዓበየ…
ፕሬዚዳንት ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን መሰረት ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሓሳብ ሰላም ኣፍሪካ ኣብ ሞንጎ ሩሲያ-ዩክሬን እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ጠጠው ንምባል መሰረት ሰላም ክኸውን ከምዝኽእል ገሊፆም፡፡
ንሬውተርስ ፀሪሑ ኣልጄዚራ ከምዝፀብፀቦ÷ ኣፍሪካያን መራሕቲ ዘቕረቡዎ ትልሚ ሰላም ዋላ…
ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ሩሲያን ዘሎ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዕና- ፕሬዚዳንት ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ሩሲያን ዘሎ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዕና ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ሩስያን ኣፍሪካን ዘለወን ምትሕብባር ኣብ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ቴክኖሎጂ፣ ህንፀት መሰረተ ልምዓት፣…
ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም።
ትራምፕ ኣብ ፍሎሪዳ መንበሪ ገዝኦም ኣብ ዝርከብ ናይ ድሕንነት ካሜራ ዝተቐረፀ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብቲ ገዛ ዝርከብ በዓል ሞያ ፅገና ንኸጥፈኦ ኣገዲዶም ብዝብል ተወሳኺ ክሲ…
ኢኮኖሚ ዓለም ምርግጋዕ እናርአየ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ዓለም ምርግጋዕ እናርአየ ምዃኑ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ገሊፁ።
ኣይ ኤም ኤፍ ኣመሓይሹ ኣብ ዘውፀኦ ሪፖርት÷ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓማቲ ብምኽንያት ዘጋጠሙዎ ዝተፈላለዩ ማሕለኻታት ቅልውላው ኣጋጢሙዎ ምፅንሑ…
ብምኽንያት ልዑል ሙቐት ዝተወለዐ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 40 ሰባት ንሕልፈት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ሙቐት ብዘስዐቦ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 40 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
ኣብ ኣልጄሪያ፣ ጣሊያንን ግሪክን ዘሎ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ናብ መንደራትን መዘናግዒ ቦታታትን ብምስፍሕፍሑ ህይወት ሰባት ምሕላፉ ተሓቢሩ፡፡
ካብዚ ሓሊፉ ድማ…
ቻይና ዋንግ ዪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ንክኾኑ ሸይማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣስታት ሸውዓተ ወርሒ ዘገልገሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነበር ኲን ጋንግ ካብ መዝነቶም ከምዝተኣልዩ ተገሊፁ።
ጋንግ ብዘይተገልፀ ምኽንያት ንነዊሕ እዋን ካብ ዓይኒ ህዝቢ ተሰዊሮም ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ።
እቶም ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ነቲ መዝነት…
ቻይናን ኬንያን ኣብ ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ዘለወን ምትሕብባ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኬንያን ኣብ ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ዘለወን ምትሕብባ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ዳይሬክተር ኮሚሽን ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ናይሮቢ ብምርኻብ÷ ክልቲአን ሃገራ ኣብ ቤልት ኤንድ ሮድ ዘለወን…
ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ ኤም ኤፍ)ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።
ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢልካ ስርናይ ንምዉፃእ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬንን ዝተኸተመ ስምምዕነት ምቁራፁ ስዒቡ ሕፅረት ዉሕስና መግቢ ዓለምና…
ኣሜሪካ ንዩክሬን ክላስተር ቦምብ ንክወሃብ ዘሕለፈቶ ዉሳነ ተግባራዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክረይን ኣንፃር ሰራዊት ሩስያ ኣብ እተካይዶ ዘላ ውግእ ክላስተር ቦምባታት ኣመሪካ ትጥቀም ከምዘላ ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ኣረጋጊፁ።
ወሃቢ ቃል ሃገራዊ ድሕነት ጆን ኪርቢ ከምዝገለፅዎ፥ እቶም ኣፅዋራት ኣብ ልዕሊ መስመራት ምክልኻል ሰራዊት…