Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሩሲያ ምስ ምዕራብ ዓለም ንምዝርራብ ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ምዕራብ ዓለም ንምዝርራብ በራ ክፍቲ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ኣፍሊጦም። ሰርጌ ላቭሮቭ ቅዋም ሩሲያ ዝገለፁ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት “ብሪክስ” ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ…

መራሒ ጉጅለ ቫግነር ፕሪጎዢንን ኣባላት እቲ ጉጅለን  ብሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ምስኣኖም ይግለፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርዝር ሓላፊ ቫግነር የቭገኒ ፕሪጎዢን ዝርከቦም ተጉዓዝቲ ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ሩስያ ተሓምሺሻ ኣብታ ነፋሪት ዝነበሩ ዓሰርተ ሰባት ምማቶም ተገሊፁ። የቭገኒ ፕሪጎዢን’ውን ኣብታ ነፋሪት ከም ዝነበረ ይእመን። ማዕኸናት ዜና ሩስያ ዝዀነ ታስ…

ኣብ ካናዳ ዘጋጠመ ለበዳ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 30 ሺሕ ነበርቲ ኣመዛቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ዘጋጠመ ለበዳ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 30 ሺሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተሓቢሩ። እቲ ለበዳ ባርዕ ሓዊ÷ ሰፊ ክፋል ካናዳ ከምዝሸፈነ እውን ተገሊፁ። ብመጠን እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ካናዳ ቅድሚ ሕዚ ከምዚ ዝበለ ሓደጋ ኣጋጢሙ…

ሕብረት ኣፍሪካ ንኒጀር ካብ ኣባልነት ተሳትፎ ኣጊዱዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ 2023 ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ንኒጀር ኣብ ኩሎም ምንቅስቃሳት እቲ ሕብረት ከይትሳተፍ ምእጋዱ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ መራሕቲ እቲ ዕልዋ መንግስቲ ብመረፃ ስልጣን…

ብሪታኒያ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምቅላስ ሓገዝ ንኽትገብር ኢራቕ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምቅላስ ሓገዝ ንኽትገብር ኢራቕ ሓቲታ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኢራቕ መሓመድ ሺዓ ኣል-ሱዳኒ÷ ንሚኒስትር ድሕንነት ብሪታንያ ቶም ቱገንድሃትን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ምስ…

ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንታዊ ክትዕ ሪፐብሊካን ፓርቲ ከምዘይሳተፉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንታዊ ክትዕ ሪፐብሊካን ፓርቲ ከምዘይሳተፉ ገሊፆም። መንበረ ስልጣኖም ንጆ ባይደን ብምርካብ ካብ ፃዕዳ ቤተ ምንግስቲ ድሕሪ ምስንባቶም÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት እናተወንጀሉ ዝፀንሑ ወዲ 77…

ሩሲያ ሰብ መዚ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 54 ዜጋታት ብሪታንያ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 54 ብሪታንያውያን ሰብ መዚ፣ ጋዜጠኛታትን ተወከልቲ መኽበርቲ ሕጊን ማዕቐብ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ብሪታኒያ ኣብ ፀረ- ሩሲያ ኣካይዳኣ ኣብ ልዕሊ ሩሲያውያን ዘይተገበአ ማዕቐብ…

መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ሕቶ ምፅንባር ካልኦት 40 ሃገራት ንምውሳን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክእከቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣባል ጉጅለ ብሪክስ ንዝመፅእ 22 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪካ ተራኺቦም ከምዝዝትዩ ተገሊፁ። ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ብራዚል፣ ሩስያ፣ ህንዲ፣ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ምዃነን ይፍለጥ። ቀንዲ…

ኣብ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጀልባ ልዕሊ 60 ሰባት ደሃዮም ኣይተረኸበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ዝተረኸበት ጀልባ ካብ ዝነበሩ ስደተኛታት ልዕሊ 60 ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሰኔጋል፥ እታ ጀልባ ብ10 ሓምለ ካብ ገጠር ፋስ ቦየ 101 ሰባት ፅዒና ከምዝተበገሰት…

ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ መዚ ኢጋድ፣ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት እቲ ትካል፣ ሲቪክ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ዕላማ…