Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣፍሪካ ህዝቢ ተጠቃሚ ኣብ ዝገብርን እቶት ኣብ ዘርክብን ዝሕደስ ሓይሊ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ህዝቢ ተጠቃሚ ኣብ ዝገብርን እቶት ኣብ ዘርክብን ዝሕደስ ሓይሊ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኬኒያ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ከምዝተዛረቡዎ÷ ኣፍሪካ…
ፑቲንን ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ምሕዳስ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ የካቲት ኣብ እዋን ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ውሕመ ፍሪያታት እኽሊ ካብ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም…
ጉባኤ ሚኒስትራት ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ክላማዊ ለውጢ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኬኒያ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ምስ ክሌማዊ ለውጢ ዝተዛመዱ ዛዕባታት ኣብ ምብዳህ ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ዓቕሚ ንምጉልባት ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብፍላይ ፍትሓዊ ክሌማዊ ስርዓት ፋይናንስ…
ዜሌንስኪ ለውጢ ሚኒስትር ምክለርኻል ከምዝገብሩ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዜሌንስኪ ንሚኒስትር ምክለርኻል ኣሌክሲ ሬዝኒኮቭን ብሓዱሽ ሚኒስትር ከምዝትክኡዎም ኣፍሊጦም፡፡
ውሳነኦም ንቤት ምኽሪ እታ ሃገር ከምዘቕርቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ምሕባሮም እውን ዋን ኢንዲያ ፀብፂቡ፡፡
ሓላፊ…
ኣብ ጎንፂ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብህፁፅ ካብ እስራኤል ክወፅኡ ከምዝደልዩ ቤኒያሚን ኔታንያሁ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቴል ኣቪቭ ዝተወለዐ ጎንፂ ዝተሳተፈ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብህፁፅ እስኤል ለቒቖም ክወፅ ከምዝደልዩ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ገሊፆም፡፡
ኔታንያሁ እቲ ጉዳይ ኣመልኪተቶም ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ÷ ብዕቑባ ኣብ እስራኤል…
ሰሜን ኮሪያ ፀላእታ ንምፍርራሕ ዝዓለመ ክሩዝ ሚሳኤል ኣወንጪፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ “ፀላእተይ ንምፍርራሕ” ብዝብል ልምምድ ምስለ-ታክቲካል መጥቃዕቲ ኒውክሌር ምግባር ተሰሚዑ፡፡
ኣብቲ ልምምድ ድማ ዓረር ኒውክሌር ዝተሸከሙ 2 ናይ ነዊሕ ርሕቐት ክሩዝ ሚሳኤላት ናብ ኣንፈት ምዕራብ ኣካላት ማይ ምውንጫፋ ተገሊፁ፡፡…
ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ምስ ፖሊስ ብምግጫዎም ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዘዳለዎ ምድላው ብምቅዋም ዝወፅኡ ብዙሓት ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ምስ ፖሊስ ብምግጫዎም ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ።
ብሰንኪ እቲ ጎንፂ ሊስፖ መኮንናት አስራኤል ሓዊሱ 140 ሰብ ከምዝቖሰለን ብንኡሱ ሰለስተ ሰባት ካብ…
ሕበረት ኣፍሪካ ንጋቦን ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ኣጊዱዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕበረት ኣፍሪካ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ነታ ሃገር ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ።
ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ኣብዚ ሰሙን ስልጣን መንግስቲ ከምዝተቖፃፀሩ ዕላዊ ምግባሮም ይፍለጥ፡፡
ቤት ፅሕፈት ሰላም ፀፅታን ሕብረት…
ኣብ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ሞይቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 60 ሰባት ከመዝሞቱ ተገሊፁ።
ካልኦት ልዕሊ 40 ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ተባሂሉ።
ሰብ መዚ እታ ሃገር ብምውካስ ቢቢሲ ከምዝፀብፀቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ በዓል ኣብ በዓል 5…
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ብፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ናብ ውድብ ሕብራት መንግስታት ብመንግስቲ ፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ።
ወታደራዊ ጁንታ ማሊ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባቦከር ኬታ ዕልዋ መንግስቲ ብምግባሩ ማዕቐብ ተነቢሩላ ምፅንሑ…