Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኬንያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2027 ጀሚራ ህንፀት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምጅማር ከምዝሃቀነት ተገሊፁ፡፡ እቲ ትልሚ÷ ምስ ምውሳኽ በዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር ተተሓሒዙ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ስለዘድለየ ከምዝኾነ…

ፈረንሳይ ዲፕሎማሰኛታታን ወታደራታን ካብ ኒጀር ከምተውፅእ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒጀር ዝተፀመ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ፈረንሳይ ዲፕሎማሰኛታታን ወታደራታን ካብ ኒጀር ከምተውፅእ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን÷ ሃገሮም ኣብ ኒጀር ዘለዉዋ ኣምባሳደራትን ብዙሓት ዲፕሎማሰኛታታትን ኣብ ዕድመ ሰዓታት ንምውፃእ…

ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ኣብ ኒውዝላንድ ኣብ ረሳሕ ማይ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ ቫይረስ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ብብርኪ ዓለም ዝርገሐኡ ጀሚሩ ክኸውን ከምዝኽእል ተሓቢሩ፡፡ ተመራመርቲ እቲ…

ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ውሕመ ናይ ሩሲያ ድምፂ ብድምፂ ምስዓር ስልጣን ንኸልዕል ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ናይ ሩሲያ ድምፂ ብድምፂ ምስዓር ስልጣን ንኸልዕል ሓቲቶም፡፡ ኣብ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ እናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ፕሬዚዳንት÷ ሩሲያ ኣብ ሃገሮም ዝፈፀመቶ ተግባር…

ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ንስራሕ ዑደት ናብ ቻይና  ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ዓመታት ኣብ ዝዘለቐ ኲናት ናይ ትርከብ ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣብ ቻይና ይርከቡ። ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ናብ ኲናት ካብ ትኣቱ ጀሚሩ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ሶሪያ ኲናት ክብ…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓለም ለኸ ፈተናታት ኣብ ምብዳህ ንኹለ መዳይ ትካላት ፃውዒት ኣቕሪቦም። እተን ትካላት ዓለም ዘለትሉ ኩነታት አንተዘይገሊፀን እቶም ፀገማት ብብቕዓት ምፍታሕ ኣይከኣልን ኢሎም።…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ቻይና ዑደት ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ቻይና ዑደት ከካይዱ ኢዮም። ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ሩሲያ ኒኮላይ ፓትሩሼቭ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቤጂንግ ከምዝዛተዩ ሓቢሮም።…

ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ገይሩ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ከምዝገበሮ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ። ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምእካብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ብምፅናዕ መፍትሒ ዘርእዩ ኣባላት ጉጅለ ሳይንቲስታት ሎሚ መዓልቲ ርካቦም ዕላዊ ገይሮም።…

ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓት ምብራቓዊ ክፍሊ እታ ሃገር ከምዘዕነወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ምብራቓዊ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓትን ትካላትን እቲ ከባቢ ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ገሊፁ። ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓያል ሓደጋ ውሕጅ ንደርና ምስ ሱሳ፣ ኣልቁባና ምስ ካልኦት…

ኣሜሪካን ኢራንን እሱራት ተለዋዊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ኢራንን ልውውጥ እሱራት ከምዝገበራ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሓሙሽተ እሱራት ዝተለዋወጣ እንትኾና÷ ኣሜሪካ ዝተኸልከለ 6 ቢሊየን ዶላር ኢራን ምልቃቓ እውን ተሓቢሩ። እቲ ልውውጥ እሱራት ኣብ ሞንጎ ዋሺንግተንን ቴህራን ንኣዋርሕ…