Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኢጋድ ኣብ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ዝዝቲ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ፤ 1 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኢጋድ ኣብ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ንምዝታይ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ፀዊዑ።
እቲ ጉባኤ ድሕሪ ፅባሕ ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ከምዝገብር ኣብ ኢጋድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኢጋር ብሓዱሽ መልክዕ ኣብ…
ንኣፍሪካ ግቡእ ቦታ ዘይሃበ ዓለም ውፅኢት ኣየምፅእን – ቻይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ኣሰላልፋ ሓይሊ ዓለም ግቡእ ቦታ ንኽህልዋ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ቻይና ኣረጋጊፃ፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ግቡእ ውክልና…
ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ልዉዉጥ መረዳእታ ድሕንነት ገቲኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ዝነበረት ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከምዝገትአት ኣፍሊጣ፡፡
ዋሽንግተንን ኬቭን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከካይዳ ምፅነሐን ተገሊፁ፡፡
ምምሕዳር…
ዩክሬን ናብ ድርድር ሰላም ንምምፃእ ድልውቲ ምዃና ምርግጋፆም ፕሬዚዳንት ትራምፕ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስምምዕነት ሰላም ሩሲያ ዩክሬን ኣብ ሸቶኡ ንምብፃሕ ናብ ድርድር ጠረጴዛ ንምምፃእ ዩክሬን ድልውቲ ምዃና ዝገልፅ ደብዳበ ካብ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ከምዝበፅሖም ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ…
ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ከብ መረበቶም ተመዛቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ፍርቂ ክፍለ ዘመን ተራእዩ ዘይፈልጥን ንምቑፅፃር ኣፀጋሚ ምኳኑን ተገሊፁ፡፡
እቲ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ 2 ሺሕ ዝኮኑ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምድርን ኣየርን ፃዕሪ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ንምቁፅፃር ግን…
ኣሜሪካ ንዩክሬን እትህቦ ወታደራዊ ድጋፍ ንግዚኡ ደው ምባላ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃገሮም ንዩክሬን እትህቦ ወታራዊ ድጋፍ ብግዝያዊነት ጠጠው ንኽተብል ምውሳኖም ገሊፆም፡፡
እቲ ውሳነ ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ መዘነኦም ቮሎድሚር ዘለንስሊ ቕድሚ መዓልቲታት ኣብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ…
ኣብ ዕልባት ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕልባት ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ዝዝቲ መድረኽ ልዝብ ኣሜሪካ ሩሲያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣሜሪካን ሩሲያን ደሕሪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ገፅ ንገፅ ተራኺበን እንትዛተያ እዚ ፈላማይ መድረኽ ኢዩ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ…
ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዴንማርክ ንምንጋስ ዘላቒ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪካ እትገብሮ ደገፍ ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዴንማርክ ንምንጋስ ዘላቒ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪካ እትገብሮ ደገፍ ንኢዶም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያን…
ፑቲን ”ኲናት ጠጠው ክብል ይደሊ እየ” ክብሉ ንኣሜሪካ መዘነኦም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት አሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ብምድሃብ ብስልኩ ተዛቲዮም፡፡
ኒዮርክ ፖስት ብምፅራሕ ኣናዶሉ ኤጀንሲ ከመዝፀብፀቦ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ምንታይ ጉዳይ…
ሜክሲኮ 10 ሺሕ ወተሃደራታ ኣብ ኣዋሳኒ ዶብ ኣሜሪካ ኣዋፊራ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝሃብዎ መፈራርሒ ታሪፍ ስዒቡ ሜክሲኮ 10 ሺሕ ወተሃደራታ ኣብ ኣዋሳኒ ዶብ ኣሜሪካ ከምዘዋፈረት ኣፍሊጣ።
ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ክላውዲያ ሼንቦም ትእዛዝ ምትሕልላፎም ስዒቡ ኣባላት ብሄራዊ ሰራዊት እታ ሃገር ምስ…