Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሚሃይል ሚሹስቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ሩሲያ ኮይኖም ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሩሲያ ፕዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ክሽየሙ ሕፁይ ገይሮም ዘቕረቡሉ ሽመት ኣፅዲቑ።
ፕዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ሕገ መንግስቲ ንኽመሓየሽ ድሌት ከምዘለዎም ምግላፆም ስዒቡ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ዝነበሩ ዲሚትሪ…
ኣብ ሶርያ ከተማ ኢድሊብ ብተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣየር 18 ሰባት ንሕልፈት ተቓሊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶርያ ከተማ ኢድሊብ ብተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣየር 18 ሰባት ንሕልፈት ምቅለዖም ተገሊፁ።
እቲ መጣቃዕቲ ኣየር ኣብታ ከተማ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋን ዞባ ኢንዱስትሪን ዝተፈፀመ ኢዩ ተባሂሉ።
ሪሲያን ቱርኪን ኣብቲ ከባቢ ቶኽሲ ጠጠው ንምባል ድሕሪ…
ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ እንትትወድቕ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝቐረፀ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ወቒዓ ንዘውደቐታ ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ እንትትወድቕ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝቐረፀ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ።
ሓይሊ ድሕንነት ብሄራዊ ሓላዊ ዘብዒ ኢራን ነቲ ግለሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅረ ዘውዐሎ እንትኸውን፥ ምስ…
ፈረንሳይን ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ወታደራዊ ትሕብብረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይን ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ኣብቲ ከባቢ ዝረአ ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምምካት ዘኽእል ወታደራዊ ስምምዕነት ፈፂመን።
ፕዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን መራሕቲ ኣባል ሃገራት ቐጠና ሳሕልን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ትማሊ ዕለት ኣብ…
ኢራናውያን ኣውሮፕላን ዩክሬን ተወቒዓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ተቓውሞ የስምዑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራናውያን ኣውሮፕላን ዩክሬን ብጦር ሰራት ኢራን ተወቒዓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ተቓውሞ የስምዑ ኣለዉ።
ጦር ሰራዊት እታ ሃገር፥ ልዕሊ 170 ተጉዓዝቲ ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ብስሕተት ብምውቅዑ ንኽትሕምሸሽ ምኽንያት ምዃኑ…
ኢራን 176 ሰባት ግዳይ ሞት ዝኾኑላ ቦይንግ 737 ብምሳኤል ወቒዓ ክትሕምሸሽ ከምዝገበረታ ኣሚና
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢራን 176 ሰባት ግዳይ ሞት ዝኾኑላ ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን ብምሳኤል ወቒዓ ክትሕምሸሽ ከምዝገበረታ ኣሚና።
ልዕሊ 170 ተሳፈርቲን 6 ሰራሕተኛታትን ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን፥ ኣብ ከባቢ ኣየር ኢራን…
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ኣብ ኤርትራ ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ሞሃመድ ፋርማጆ ኣብ ኤርትራ ካብ ትማሊ ጀሚሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ንምግባር ትማሊ ኣስመራ እንትኣትዉ፥ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ…
ኣሜሪካ ኣብ ኢራን እትወስዶ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ዝውስን ሕጊ ኣፅዲቓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ኣመሪካ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኢራን ኲናት ንምልዓል ዘኽእሎም ስልጣን ክውሰን ዝገብር ውሳነ ኣሕሊፉ።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ልዕሊ ኣሜሪካ ሓደጋ ኣብ ዘንፀላለወሉ እዋን እንተዘይኮይኑ፥ ኣብ ልዕሊ ኢራን ስጉምቲ…
ኢራን ናይታ ትማሊ ንጉሆ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ፀሊም ሳንዱቕ ንኩባኒያ ቦይንግ ይኹን ንኣሜሪካ ኣሕሊፈ ኣይህብን ኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ናይታ ትማሊ ንጉሆ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን መቕረፂ በረራ ፀሊም ሳንዱቕ፥ ንኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኩባኒያ ቦይንግ ይኹን ንኣሜሪካ ኣሕሊፋ ከምዘይትህብ ኣፍሊጣ።
ንብረትነታ ናይ ዩክሬን ዝኾነት ቦይንግ 737-800 ኣውሮፕላን፥ ካብ ዓለም ለኸ…
176 ሰባት ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን ተሕምሺሻ ኩሎም ሰባት ህይወቶም ምሕላፉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 170 ተሳፈርቲን 6 ሰራሕተኛታትን ሒዛ እናተጉዓዘት ዝነበረት ቦይንግ 737 ኣውሮፕላን ዩክሬን፥ ኣብ ከባቢ ኣየር ኢራን ምሕምሻሻ ስዒቡ ኩሎም ተጓዓዝቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እታ ነፋሪት፥ ካብ ርእሰ ከተማ ኢራን ከተማ ቴህራን ዓለም…