Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሚሳይላትን ካልኦት ከቢድቲ ብረታትን ኣብ ዝነበሮ መኽዘን ኣፅዋር ሩሲያ ከቢድ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መኽዘን ኣፅዋር ብዘጋጠመ ባርዕ ነበርቲ 14 ዓድታት ካብ ዝነበሩሉ ከባቢ ክወፅኡ ተገዲዶም።
በቲ ሓደጋ ብውሑድ ሽዱሽተ ሰባት ክቖስሉ እንከለዉ፥ ካልኦት ሓሙሽተ ድማ ኣብ ሆስፒታል ሓገዝ ሕክምና…
ቀዳማይ ሚኒትር ኪርጊዝታን ኩባትቤክ ቦሮኖቭ ካብ መዝነቶም ለቒቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኪርጊዝታን ኩባትቤክ ቦሮኖቭ ካብ መዝነቶም ለቒቖም።
ካብቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብተወሳኺ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እታ ሃገር ዳስታን ጁማቤኮቭ እውን ደብዳቤ መልቀቒ መዝነት ኣእቲዮም ኢዮም።
እቶም ሰብ መዚ ስልጣኖም…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ናብ ዋይት ሃውስ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ክትትል ሕክምና ቫይረስኮሮና ይገብሩሉ ካብ ዝነበሩ ሆስፒታል ብምውፃእ ናብ ዋይት ሃውስ ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ወተሃደራዊ ሆስፒታል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ክሕከሙ ዝፀንሐ እንትኾኑ፥…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ካብ ዝሕከምሉ ዝነበሩ ሆስፒታል ሎሚ መዓልቲ ክወፅኡ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ክትትል ሕክምና ቫይረስኮሮና ይገብሩሉ ካብ ዝነበሩ ሆስፒታል ሎሚ መዓልቲ ክወፅኡ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሆስፒታል ክትትል ሕክምና…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ብቫይረስኮሮና ድሕሪ ምልካፎም ኣብ ውሸጢ 24 ሰዓት ናብ ሆስፒታል ተወሲዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብቫይረስኮሮና ድሕሪ ምልካፎም ኣብ ውሸጢ 24 ሰዓታት ናብ ሆስፒታል ተወሲዶም።
ቤት ፅሕፈት መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፥ እቶም ፕሬዚዳንት ብዛይካ ድኻም መንፈሱ ፅቡቕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ዶናልድ…
ፕሬዚዳንት ትራምፕን በዓልቲ ገዝኦምን ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን በዓልቲ ገዝኦም ቀዳማዊ እመቤት ሜላኒያ ትራምፕን ብቫይረስኮሮና ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።
ነዙይ ስዒቡ ድማ እቶም ፕሬዚዳንትን በዓልቲ ቤቶምን ናብ መፈሊኻ መፅንሒ ኣቲዮም ተባሂሉ።
ናይ ቀረባ ሓጋዚኦም ዝነበረ…
እስራኤል ኣብ እዋን ዕፅዋ ሰላማዊ ሰልፊ ዝእግድ ሕጊ ኣውፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ እስራኤል ኣብ እዋን ዕፅዋ ካልኣይ ማዕበል ምልባዕ ቫይረስኮሮና መንግስቲ ብዝሒ ህዝቢ ዝሳተፎ ዝኾነ ይኹን ሰላማዊ ሰልፊ ንኽእግድ ስልጣን ሂቡ።
እቶም ሰልፈኛታት ኩሉ ኣድላይ ዘበለ ምክልኻልን ምፍንታትን ገይሮም ካብ መንበሪ ገዛውቶም ሓደ…
ኣዘርባጃንን ኣርሜኒያን ናብ ጎንፂ ካብ ዝኣትዋ ንደሓር 2 ሺሕን 300 ወታደራት ኣርሜኒያ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣዘርባጃንን ኣርሜኒያን ናብ ጎንፂ ካብ ዝኣትዋ ንደሓር ክሳብ ሕዚ 2 ሺሕን 300 ወታደራት ኣርሜኒያ ከምዝሞቱ ተገሊፁ።
ኣልጀዚራ ንግልጋሎት ዜና ኣናዶሉ ፀሪሑ ከምዝጸብፀቦ እንተኾይኑ፥ ክልቲአን ሃገራት ናብ ርኡይ ኲናት ከምዝኣተዋን ብዙሓት…
ኣፍሪካ ግብሪ ብምጭብርባርን ብስርቂን በቢዓመቱ 89 ቢሊየን ዶላር ትስእን – ውድብ ሕቡራት መንግስታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪካ ግብሪ ብምጭብርባርን ብስርቂን በቢዓመቱ 89 ቢሊየን ዶላር ከምትስእን መፅናዕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
እዚ ድማ ኣፍሪካ በቢዓመቱ ካብ ወፃኢ ሃገራት ንልምዓት ካብ ትቕበሎ ሓገዝ ዝዛየደ ከምዝኾነ ኢዩ እቲ ፀብፃብ ዝገለፀ።…
ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ን10 ዓመታት ግብሪ ከምዘይከፈሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ን10 ዓመታት ግብሪ ከምዘይከፈሉ ተገሊፁ።
እቶም ፕሬዚዳንት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2016 ክሳብ 2017 ንፕሬዚዳንትነት ኣብ ዝወዳደርሉ ከምኡ'ውን ናብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝኣተውሉ ፈላማይ ዓመት 750 ዶላር…