Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣብ ኡጋንዳ ብዝተወለዐ ናዕቢ 28 ሰባት ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ፖሊስ ኡጋንዳን ደገፍቲ ፍሉጥ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቦቢ ዋይንን ኣብ ዝተፈጠረ ግጭት ብውሕዱ 28 ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። እቲ ንፕሬዚዳንትነት ዝወዳደር ዘሎ ፖለቲከኛን ሙዚቀኛን ተቓዋሚ ንመምርሒታት ኮሮናቫይረስ ጥሒስካ ብዝብል ክሲ…

ኣብ ኣሜሪካ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ርብዒ ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ርብዒ ሚሊየን ሓሊፉ። ኣብታ ሃገር ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት 250 ሺሕን 29 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ድማ ናብ 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን…

ሃገራት ፓስፊክ እስያ ዝዓበየ ሕብረት ንግዲ ኣጣይሸን

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሲሶ ቁጠባዊ ሃፍቲ ዓለም ዝሓዘሃ 15 ሃገራት ዝሓቖፈ ሕብረት ንግዲ ፓስፊክ እስያ ከምዘጣየሻ ዕላዊ ገይረን። እቲ ስምምዕነት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ቁጠባዊ ሃፍተን ንዝተጎድኣ ሃገራት ፅቡቕ ኣጋጣሚ ሒዙ ክመፅእ ዝኽእል ኢዩ ታሂሉ፡፡…

ብገበን ግዕዝይና ዝተማረረ ግብፃዊ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ንባዕሉ ብሓዊ ኣቃፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ዝተማረረ ሓደ ግብፃዊ ውልቀ ሰብ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ንባዕሉ ብሓዊ ከምዘቃፀለ ተገሊፁ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ካይሮ ዝርከብ ሆስፒታል ሕክምና እናተገበረሉ ከምዝርከብ ኢዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ ዘሎ። ክሳብ ሕዚ ነቲ…

ዶናልድ ትራምፕ ንውፅኢት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ኣይቅበልን ምባሎም ዘሕፍር ኢዩ – ጆ ባይደን

ኣዲስ አበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ንውፅኢት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ኣይቅበልን ምባሎም ዘሕፍር ኢዩ ክብሉ ተዓዋቲ እቲ መረፃ ጆ ባይደን ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተሳለጠ መረፃ ኣሜሪካ ከምዝተዓወቱ ዝተነገረሎም ጆ ባይደን፥ ዶናልድ ትራምፕ ውፅኢት እቲ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 50 ሚልየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ብብርኪ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና  ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 50 ሚልየን ከምዝበፅሐ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ገሊፁ። ካብዚኦም ልዕሊ 1 ነጥቢ 25 ሚልየን ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። እንተኾነ እኹል መርመራ ይግበር ስለዘየለ’ምበር እቲ…

ኣብ ኣሜሪካ ትማሊ ጥራሕ 100 ሽሕ ሰባት ብኮቪድ-19 ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ትማሊ ጥራሕ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም። ንምዕባለታት መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ዝከታተል ፕሮጀክት ኣሰር ኮቪድ ቑፅሪ ናብ ሆስፒታል ዝኣትው ከም ዝወሰኸ እኳ እንተገለፀ፥ ብምኽንያት ምውሳኽ መርመራ ከም ዘይኮነ ግን…

ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብኮቪድ 19 ብምጥርጣሮም ኣብ መፅንሒ ክፍሊ ኣትዮም

 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጄኔራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብኮቪድ 19 ብምጥርጣሮም ናብ መፅንሒ ክፍሊ ተፈሊዮም። ዶክተር ቴድሮስ ብቫይረስ ኮሮና ምስ ዝተለኸፈ ሰብ ፊት ንፊት ብምርኻቦም ናብ ናይ ወልቀ መፅንሒ ክፍሊ ክኣትዉ ከምዝኸኣሉ…

140 ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሴኔጋል ከምዝጠሓሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)140 ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ሴኔጋል ከምዝጠሓሉ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ከምዝገፆ፥ 200 ስደተኛታት ዝፀዓነት ጃልባ ኣብ ጥቓ እቲ ገምገም ባሕሪ ጥሒላ ኢያ። 60 ዝኾኑ ሰባት ካብቲ ሓደጋ ምትራፍ ከምዝተኽኣለ…

ፕሬዚዳንት ሰኔጋል ማኪ ሳል ንዝመርሕዎ መንግስቲ ኣፍሪሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገር ሰኔጋል ዝኾኑ ማኪ ሳል ነቲ ዝመርሕዎ መንግስቲ ከም ዘፍረስዎ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶም ፕሬዚዳንት ዝተወሃበ መግለፂ ሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ኣርባዕተ ድንጋገታት ዝሓዘ ኣዋጅ ከምዝኸተሙ ተገሊፁ። ይኹን…