Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ፋኦ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ዝናብ ዘይምሕላዉ እቲ ዕስለ ንኽንኪ ምኽንያት ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡
ኣብቲ ከባቢ…
ሰሜን ኮሪያ ክልተ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፖን ተኲሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ክልተ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፓን ቶኵሳ ክብላ ኣመሪካን ጃፓንን ሓቢረን ከሲሰንኣ።
እታ ሃገር ኣቐዲማ ዝኾነ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ከይትገብር ብሕቡራት ሃገራት ምእጋዳ ይዝከር።
ስለዝኾነ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ነቲ ብሰሜን…
ሕፁይ ተወዳዳሪ ፕሬዚዳንት ኮንጎ ብምኽንያት ኮቮድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁይ ተወዳዳሪ ፕሬዚዳንት ኮንጎ ጋይ ብሪስ መረፃ ምስተኻየደ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ብምኽንያት ኮቮድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
እቶም ሕፁይ ተወደዳሪ ናብ ሆስፒታል ዝኣተዉ ኣብ ድሮ እቲ መረፃ ዝተኻየደሉ እዋን ከምዝነበረ እውን ተሓቢሩ፡፡
ነዚ…
26 ለጥቢ 8 ሚሊየን ዝኾኑ ብሪታኒያውያን በፃሓት ክታበት ኮቪድ ምርካቦም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)26 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዝኾኑ ብሪታንያውያን በፃሓት ቀዳማይ ዙር ክታበት ቫይረስኮሮና ከምዝወሰዱ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ማት ሃንኮክ፥ ከይዲ እቲ ክታበት “ዓቢዪ ዓወት” ክብሉ ገሊፆምዎ፡፡
እታ ሃገር ዓርቢ መዓልቲ ጥራሕ 711 ሺሕን…
ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ብምዃን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ነበር ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን ኣብ ታሪኽ ታንዛንያ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚደንት ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈጺማ።
እተን ምክትል ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ቃለ ማሕላ ዝፈፀማ እንትኾና፥ ጆን ማጉፉሊ ኣብ 61 ዓመቶም ዳሬ ሰላም ኣብ ዝርከብ…
ሩስያ ኣምባሳደራ ካብ ዋሽንግተን ስሒባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽርክና ኣሜሪካን ሩስያን ናብ ግጉይ መገዲ ብምብፅሑ፥ መንግስቲ ሩስያ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበረ ኣምባሳደሩ ኣናቶሊ ኣንቶኖቭ ናብ ሞስኮ ክምለስ ከምዝፀውዐ ኣፍሊጡ።
ሩስያ ኣብ ዋሽንግተን ዝነበረ ኣምባሳደራ ዝሰሓበት፥ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቭላድሚር…
ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ካብዛዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ኣብ መበል 61 ዓመቶም ካብዛዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ዳሬሰላም ዝርከብ ሆስፒታል ክትትል ሕክምና እናገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ኢዩ ህይወቶም ሓሊፉ ዘሎ።
ሕልፈት እቶም ፕሬዚዳንት ዘፍለጡ ምክትል…
ቻይና ወደብ ሞምባሳ ክትወርስ ትኽእል ኢያ ዝብለ ወረ ሓሶት ምዃኑ መንግስቲ ኬንያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ንህንፀት መገዲ ባቡር ካብ ቻይና ዝተለቀሐቶ ልዑል ገንዝብ ክትምልስ እንተዘይክኢላ ቤጂንግ ወደብ ሞምባሳ ክትወርስ ዝብል ወረ ሓሶት ከምዝኾነ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
472 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ ባቡር፥ ወፃኢኡ ፈለማ ካብ…
ኣብ ብሪታኒያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ድሕሪ ኣርባዕተ ወርሒ ምንካይ ኣርኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብሪታኒያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ድሕሪ ኣርባዕተ ወርሒ ምንካይ ከምዘርኣየ ተገሊፁ።
ትማሊ ኣብ ዝነበረ ናይ ሰንበት ምስ ኣርባዕተ ናይ ሰንበት ሪፖርት እንትነፃፀር 61 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ተሓቢሩ።
ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 49…
ጣሊያን ብሰንኪ ምውሳኽ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብያተ ትምህርቲን ሹቓትን ክትዓፁ እያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ብሰንኪ ምውሳኽ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብያተ ትምህርቲ፣ ኣብያተ ምግብን ሹቓትን ከምእትዓፁ ተገሊፁ።
እቲ ስጉምቲ ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ማርዮ ድራጊ ሓድሽ ማዕበል ቫይረስኮሮና ኣጋጢሙ…