Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሃገራት ጉጅለ-7 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናይ ትምህርቲ ዕድል ክረኽባ ክገብራ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ጉጅለ-7 ዝኾና ሃብታም ሃገራት ኣብ ድኻታትን ማእከላይ ኣታዊ ዘለወንን ሃገራት ዝርከባ 40 ሚልዮን ደቂ ኣንስትዮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክሰዳ ዘኽእል ስምምዕ ከምዝገብራ ተገሊፁ።
እቲ ስምምዕ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ…
ወተሃደራት ኣሜሪካን ኔቶን ካብ ኣፍጋኒስታን ክወፅኡ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕረዚዳንት ጆ ባይደን ወተሃደራት ኣመሪካ ክሳብ 11 መስከረም ካብ ኣፍጋኒስታን ጠቕሊሎም ክወፅኡ ብመሰረት ዝሃብዎ ትእዛዝ እታ ሃገር ወተሃደራታ ብወግዒ ካብ ኣፍጋኒስታን ከተውፅእ ምጅማራ ተገሊፁ።
ወተሃደራት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክን (ኔቶ)…
ቱርኪ ንፈለማ እዋን ሙሉእ ዕፅዋ ምንቅስቓስ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቱርኪ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ኮቪድ-19 ንፈለማ እዋን ሙሉእ ዕፅዋ ምንቅስቓስ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ።
መንግስቲ እታ ሃገር፥ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግታእን መጠን ሞት ንምንካይን ብዝብል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ሙሉእ ዕፅ ምንቅስቓስ ከምዘንብር…
ፕሬዚዳንት ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፎርማጆ ዝተናውሐ ዘበነ ስልጣኖም ብምስራዝ ምርጫ ንኽካየድ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፎርማጆ ዝተናውሐ ዘበነ ስልጣኖም ብምስራዝ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ንኽካየድ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣብ ሶማሊያ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ሞሓመድ ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ኣብከተማ ሞቃዲሾ ናዕቢ…
ኣሜሪካ ሙሉእ ንሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታት “ማስክ” እንተይገበሩ ንኽንቀሳቐሱ ፈቒዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሙሉእ ንሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን እንተይገበሩ ንኽንቀሳቐሱ ፈቒዳ።
መእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት እታ ሃገር ዘውፅኦ መምርሒ፥ እቶም ዜጋታት ጉዕዞ እግሪ ምግባር፣ በስክሌት ምዝዋር፣ ኣብ ማሕበራዊ ህይወት…
ኣብ ሞቃዲሾ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ናዕቢ ተፈጢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ሞሓመድ ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ኣብከተማ ሞቃዲሾ ናዕቢ ተፈጢሩ።
እቲ ናዕቢ፥ ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ፀፅታ ነቶም ፕሬዚዳንት ዝድግፉን ዝቃወሙን ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ኣብ ጥቓ ቤተ መንግስቲ…
ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ።
ብመሰረት እዚ ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝልከፍ ሰብ ካብ እዋቀን ናብ እዋን ክብ ይብል ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ሀይወቶም ዝሰኣኑ እውን ልዕሊ…
ኣብ ዒራቕ ኣብ ሆስፒታል መውሃቢ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 82 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዒራቕ ኣብ ውሽጢ ሆስፒታል መውሃቢ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 82 ሰባት ህይወቶም ከምዘሓለፈ ተገሊፁ።
ህይወቶም ካብ ዝሓለፈ ሰባት ብተወሳኺ 100 ዝኾኑ ናይ ምቑሳል ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ተባሂሉ፡፡
እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ…
ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ህንዲ፣ ደልሂ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቓይቕ ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ሞት ሓደ ሰብ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ 332 ሺሕን 730 ሓዲሽ መልከፍቲ ምምዝጋባ ይዝከር።
በዚ ድማ እቲ ቁፅሪ ኣብ 24 ሰዓታት…
ኣብ ሆስፒታል ህንዲ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ሀይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሃገረ ህንዲ ከባቢ ከተማ ሙምባይ ኣብ ዝርከብ ሕሙማት ኮቪድ-19 ዝእለይሉ ሓደ ሆስፒታል ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሕዱ 13 ሕሙማት ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ።
እቲ ባርዕ ሓዊ ትማሊ ዘጋጠመ እንትኸውነ፥ ካብቲ ባርዕ ዘጋጠመሉ ክፍሊ ኣርባዕቲ…