Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ሌተናል ጀነራል ኢብራሂም ኣታሂሩ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። እታ ነፋሪት ኣብ ሰሜን ምዕራብ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ካዱንጋ ብምሕምሻሻ እቶም ጀነራል ምሟቶም ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም።…

እስራኤልን ፍልስጤምን ዝፈፀምዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ንገስጋስ ቅኑዕ መገዲ ዘርኢ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እስራኤልን ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስን ንዝበፅሕዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ተግባራዊ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። እቲ ዓርቢ ወጋሕታ ዝጀመረ ምቁራፅ ተዅሲ ነቲ ንልዕሊ 240 ሰባት ዝቐተለን ን11 መዓልታት ዝቐፀለን ደብዳብ መዛዘሚ ከምዝገበርሉ ኢዩ…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ኣፍሪካ ክትባት ኮቪድ 19 ንምብፃሕ ዓለም ለኸ ደገፍ ክብ ክብል ከምዝግባእ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣12  ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ክትባት ኮቪድ 19 ንምብፃሕ ዓለም ለኸ ደገፍ ክብ ክብል ከምዝግባእ ኣፍሊጡ። ኣፍሪካ ክሳብ ሐዚ ብብርኪ ዓለም ካብ ዝወሃቡ ከትባታት እቲ 2 ሚኢታዊ ጥራሕ ከምዝተቐበለት ተገሊፁ። ዋና…

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ፍሊስጤምን ዘሎ ጎንፂ ጠጠው ንኽብል ፃዊዖም። እቶም ፕረዚደንት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ነታንያሁ ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣሜሪካ ምስ ግብጽን ካልኦት ሃገራትን ብምዃን…

ደቡብ ኣፍሪካ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምሃብ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምሃብ ጀሚራ። እቲ ክታበት ዕድሚኦም 60ን ልዕሊኡን ዓመት ዝኾኖም ሰባት ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ድማ 5 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት ክረኽቡ ኢዮም ዝተብሃለ…

ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጤማውያንን ዝጀመረ ጎንፂ እንተቐፂሉ ነቲ ዞባ ፈፂሙ ዘይሃድእ ቅልውላው ክፈጥር ይኽእል ኢዩ-ኣንቶኒዮ ጉተረዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተረዝ፥ እቲ ጎንፂ እንተቐፂሉ ነቲ ዞባ ናብ ፈፂሙ ዘይሃድእ ቅልውላው ከእትዎ ከምዝኽእል ኣጠንቖም። ብኻሊእ መዳይ ድማ እስራኤል ትማሊ ኣብ ጋዛ ብዘካየደቶም ደብዳባት ኣየር ልዕሊ 40 ሰባት ከምዝተቐተሉ ሰበ…

ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝካየድ መጥቃዕቲ ከምዝቕፅ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝካየድ መጥቃዕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅ ኣፍሊጦም። ፍልስጤማውያን ኣብ መስጊድ ኣል ኣቅሳ ኣቲዮም ወሲዶምዎ ዝበሉዎ ስጉምቲ ስዒቡ ዝተጀመረ ጎንፂ፥ ህይት ብዙሓት ሰባት እናሓለፈን ጉድኣት ኣካል…

ዝማዕበላ ሃገራት ንህፃናት ምኽታብ ኣቋሪፀን ንድኻታት ሃገራት ከማቕላ ውድብ ጥዕና ዓለም ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ሃብታማት ሃገራት ንህፃናት ንምኽታብ ዘውፅአኦ መደባት ኣናዊሓን ዘለወን ቢልቃጥ ክታበታት ቫይረስኮሮና ንድኻ ሃገራት ከካፍላ ተማሕፂኑ። ዳይሬክተር ጄኔራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

ሓሙሻይ መዓልቱ ኣቑፂሩ ኣብ ዘሎ ጎንፂ እስራኤል ኣብ ጋዛ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እየሩሳሌም ዝካየድ ዘሎ ጎንፂ ሓሙሻይ መዓልቲ ኣብ ዘቁፀረሉ እዋን እስራኤል ኣብ ጋዛ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ኣጠናኺራ ትቕፅል ኣላ። መንግስቲ እስራኤል ብኣየር ተሓጊዙ ጋዛ ንምሓዝ ኵናት ይጀምር እምበር ክሳብ ሕዚ ንጋዛ ክቆፃፀር ከምዘይከኣለ…

ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 8 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ድማ ልዕሊ 40 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተረኺቡዎም፡፡ እቲ ለበዳ ቫይረስ፥ ኣብ ገፀር ከባቢታት…