Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ፕሬዚዳንት ፑቲን ትካላት ንግዲ ሩሲያ ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ንኽተሓባበሩ ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ትካላት ንግዲ ሃሮም ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ንኽተሓባበሩ ኣተሓሳሲቦም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኢንዱስትሪን ፈጠርቲ ስራሕን ሩሲያ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፤ እተን ትካላት ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ…
ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ኣብራሪ ኣውሮፕላን ዝነበሩ ብሪታኒያዊ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብራሪ ኣውሮፕላን ዝነበሩ ብሪታኒያዊ ጆን ፓዲ ሄሚንግዌይ ኣብ 105 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡
ሓይሊ ኣየር ዩናይትድ ኪንግደም ሮያል ከምዝሓበሮ፤ ሄሚንግዌይ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1940 ብሪታኒያን ካብ…
ፎረም ፍሉይ ልኡኽ ከይዲ ሰላም ሱዳን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ፎረም ፍሉይ ልኡኽ ከይዲ ሰላም ሱዳን ኣኼባኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናካየደ ይርከብ፡፡
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ እቶም ፍሉያት ተወከልቲ ንከይዲ ሰላም ሱዳን…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ክዝትዩ እዩም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ሩሲያን ዩክሬንን ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ኣፍሊጦም፡፡
ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ስራሕቲ ምስርሖም ብምሕባር÷ ብዛዕባ ደዉ ምባል ተዂሲ ሓደ…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ የመን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመፅቲ ሁቲ ኣብ ለዕሊ ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ሚሳኤላት ብምትኳስ…
ሓዱሽ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሓዊሱ ሓደሽቲ ተመረፅቲ ስልጣኖም ብዕሊ ተረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ የሱፍ ሓዊሱ ሓደሽቲ ተመረፅቲ ስልጣኖም ብዕሊ ተረኪቦም።
ኣብ ዋና መቐመጢት እቲ ሕብረት ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ርኽክብ፥ ፕሬዚዳንት ኣንጎላን ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ሕብረት…
ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዝጠመተ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 43 ጉባኤ መራሕቲ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ተሳሊጡ፡፡
እቲ ብመርበብ ሓበሬታ ዝተኻየደ ጉባኤ መራሕቲ÷ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ጠመተ ዝገበረ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ዋና ፅሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ…
ኢጋድ ኣብ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ዝዝቲ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ፤ 1 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኢጋድ ኣብ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ንምዝታይ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ፀዊዑ።
እቲ ጉባኤ ድሕሪ ፅባሕ ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ከምዝገብር ኣብ ኢጋድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኢጋር ብሓዱሽ መልክዕ ኣብ…
ንኣፍሪካ ግቡእ ቦታ ዘይሃበ ዓለም ውፅኢት ኣየምፅእን – ቻይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ኣሰላልፋ ሓይሊ ዓለም ግቡእ ቦታ ንኽህልዋ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ቻይና ኣረጋጊፃ፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ግቡእ ውክልና…
ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ልዉዉጥ መረዳእታ ድሕንነት ገቲኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ዝነበረት ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከምዝገትአት ኣፍሊጣ፡፡
ዋሽንግተንን ኬቭን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከካይዳ ምፅነሐን ተገሊፁ፡፡
ምምሕዳር…