Browsing Category
Uncategorized
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህወሓት ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን (ህወሓት) ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ከምዝኣገዶ ኣፍሊጡ።
እቲ ቦርድ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መረጋገፂ ሕጋዊ ሰብነትን ምዝገባን ተዋሂቡዎ ከምዝነበረ…
ንተሳተፍቲ ጉባኤ እቲ ሕብረት ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ዲጂታል መፅሄት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ዲጂታል መፅሄት ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ዲጂታል መፅሄት ብእንግሊዝኛ፣ ፈረንሳይኛን ዓረብኛን ቋንቋታት ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ሚኒስትር ቱሪዝም…
ኢትዮ-ቴሌኮም ጣቢያታት መምልኢ ባትሪ ኤሌትሪክ መኪና ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ማእኸላት መምልኢ ባትሪ ኤሌትሪክ መኪና ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡
እተን መምልኢ ባትሪታት ኣልትራ ፋስት፣ ሱፐር ፋስትን ሃንደበታዊ ኤሌክትሪክ ተሽከርካሪ ቻርጀር ዝተብሃሉ ከምዝኾኑ ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ…
ሃማስ ኩሎም ዝዓገቶም እስራኤላውያን እንድሕር ዘይለቒቑ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክቋረፅ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ትራምፕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ዕጡቕ ፍልስጤም ሃማስ ዝዓገቶም እስራኤላውያን ሙሉእ ብሙሉእ ዘይለቅቕ እንድሕር ኮይኑ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምቁራፅ ዳግም ኲናት ከምዝኽፈት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም፡፡
ህይወት ብዙሓት ንፁሃን ዝቐጠፈን ሚሊየናት…
ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኣዲጋላ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘሎ ዝምድና ኢኮኖሚ ዘጠናኽር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክልትሪክ ኢትዮጵያ፥ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኣዲጋላ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘሎ ዝምድና ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር መምርሒ ኮሚኒኬሽን እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮነን፥ እቲ ጣቢያ ና…
በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ሰባት ፍቕሪ ብመሃብን ብምትሕግጋዝን ምኽባር ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኽብር ንደቂ ሰባት ፍቕሪ ብመሃብ ከምኡ እውን ብምትሕግጋዝን ብሓድነትን ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም።
ኣቦታት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ቤተክርስትያን…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ዓሊ ሞሃመድ ኦማር ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻርን ስምምዕነት ኣንካራ መትግባርን ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…
ልዕሊ 9 ሺሕ ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሽጉጥ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ኣንጎት ልዕሊ 9 ሺሕ ዘይሕጋዊ ጠያይጢ ሽጉጥ ምስ ክልተ ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡
ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ እቲ ጥይት መበገሲኡ ከተማ ጎንደር ብምግባር ናብ ወልድያ-ደሴ እናተጓዓዘት ኣብ…
ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 5 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ሕብረተሰብ ተፀንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 5 ሺሕን 728 ነበር ተዋጋእቲ ብስልጠና ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ሕብረተሰብ ምፅንባሮም ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ትልሚን ክትትልን ፕሮግራም እቲ ኮሚሽን ኮሎኔል በላይ ኣበበ፥ ኣብቲ ክልል 75 ሺሕ ነበር ዕጡቓት…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ክልተኣዊ ርክብና ነጠናኽረሉ ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ርክባ ተጠናኽረሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ዲኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን።
ንመበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን…