ብራዚል ኣብ ልዕሊ ኤክስ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ኣልዒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብራዚል ኣብ ልዕሊ ናይ ቀደም ሽሙ ትዊተር ናይ ሕዚ ኤክስ ኣንቢሩዎ ዝነበረ እገዳ ከምዘልዐለ ኣፍሊጡ።
ብቢሊየነር…
ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝተላበሱ ካሜራታት ድሕንነት ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ
ዋና…
ብመርበብ ሓበሬታ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መከላኸሊ መገዲታትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርበብ ሓበሬታ (ኢንተርኔት) ዕለታዊ ምንቅስቓስ ህይወት ሰባት ካብ ዝቐየሩ ክስተታት ዓለም ሓደ ኢዩ፡፡
በዚ ድማ ብኦንላይን ዕድጊታት…
ኣብ እንግሊዝ ኣብ 5 ደቒቕ ትመልእ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ባትሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ኣፍራዪ ባትሪ ኤሌክትሪክ መኪና ስታርት ኣፕ ዝኾነ ኒዮቦልት ኣብ ውሽጢ 5 ደቒቕ ትመልእ ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ባትሪ ዕላዊ ምግባሩ…
ዓውደ ምርኢት “ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024” ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ፈጠራን ትኹረት ዝገበረ ዓውደ ምርኢት "ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024" ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ።
ኣብ መኽፈቲ…
ህፃናት ኣብ ኢንተርነት ክንደይ ግዜ እንተሕለፉ ፅቡቕ? ሓደጋታትከ ክህልዎ ይኽእል ዲዩ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ተጠቃምነት ኢንተርነት ዝረኸቡ ህፃናት ኣብ ንኡስ ዕድመኦም ብዝርእይዎ ነገራት ብፍላይ ኣብ ዳሕረዋይ ህይወቶም ዘስዕበሎም ሓደጋታት ካብ…
መሸጣ ስልኪታት ኣይፎን ከምዝነከየ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ኩባንያ ኣፕል ዝኾኑ ስልኪታት ኣይፎን መሸጣኦም ካብ ኣውሮፓ ወፃእ ኣብ ኩለን ዕዳጋታት ሃገራት ዓለም ከምዝነከየ ተገሊፁ።
እቲ…
ደስታ ዝተብሃለት ሮቦት ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ንምርኢት ቀሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ምስ ኣይኮግ ላብስ፣ ኢትዮ ቴሌኮም፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ራይድን ብምትሕብባር ደስታ ዝተብሃለት ሮቦት ኣብ…
ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ገሊፆም።…