ናሳ ብዛዕባ ፀሓይ ሓበሬታታት ትእክብ ሓዳሽ መንኮራኹር ናብ ህዋ ክልእኽ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ (ናሳ) ብዛዕባ ፀሓይ ሓበሬታታት ትእክብ ሓዳሽ መንኮራኹር ናብ ህዋ ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ።
እታ ብምትሕብባር ናሳን…
ቻይና ኣብ ማርስ እተካይዶ መፅናዕቲ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ክትጅምር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኣብ ማርስ እተካይዶ ፈላማይ ሳይንሳዊ መፅናዕቲ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ሓምለ ከም እትጅምር ዕላዊ ገይራ።
ነቲ መፅናዕቲ ተካይድ ሳትላይት…
ጭዋዳ ገናሕቲ መኪናን ተሳፈርቲን ዘነቓቕሕ ወምበር ተሽከርካሪ ተሰሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ላንድ ሮቨር ጃጓር ኣሽከርከርቲ መኪና ኣብ ዝገንሑሉ እዋን ጭዋዳታቶም ንኽነቓቐሕ ዝሕግዝ ወምበር ከፍሪ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ።
እቲ ወምበር…
ፌስቡክን ኢንስታግራምን ንሓሳብ ጀኔራል ሱለይማኒ ዝድግፉ ሓበሬታታት ካብ ገፆም የወግዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌስቡክን ኢንስታግራምን ብኣሜሪካ ንዝተቐተለ ጀኔራል ኢራን ቃሲም ሱለይማኒ ዝድግፉ ሓሳባትን ሓበሬታታትን ካብ ገፆም የወግዱ ምህላዎም ተገሊፁ።…
ካፒታል ኔዳምኮ ኣብ ዓውዲ ቴክነኖሎጂ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ምስልጣንን ናብ ስራሕ ናይ ምእታውን ድሌት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካፒታል ኔዳምኮ ዝተብሃለ ኩባኒያ ቴክኖሎጂ ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘፈር ቴክነኖሎጂ 10 ሺሕ መናእሰይ ናይ ምስልጣንን ናብ ስራሕ ናይ…
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኦስትሪያ ልዑል መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍፃሙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ሚኒስቴር ቤተ ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኦስትሪያ ልዑል መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍፃሙ ተገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ፥ ብካሊእ ሃገር ዝተቐነባበረ…
ብሓደ ሊተሮ ክሳብ 40 ኪሎ ሜትሮ ክትጓዓዝ ትኽእል ተሸከርካሪት ብኢትዮጵያዊ ሰገን ተሰሪሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓደ ሊተሮ ክሳብ 40 ኪሎ ሜትሮ ክትጓዓዝ ትኽእል ተሸከርካሪት ብኢትዮጵያዊ ሰገን ምስራሓ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።
ኣብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ መተግበሪ ካርታ ትልሚ ጉዕዞ ብዕሊ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ትራንስፖርት ህዝቢ ክሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ ዝተኣመነሉ መተግበሪ ትልሚ ጉዕዞ (ዲጂታል ማፒንግ) ዕላዊ ኮይኑ።…
ማእኸል ምርምር ቴክኖሎጂ እስራኤል ብምጥያሽ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ምርምር ቴክኖሎጂ እስራኤል ብምጥያሽ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።…