መብሰሊ ግዜኦም ካብ 6 ሰዓት ናብ ሓደ ሰዓት ዘውርድ መብሰሊ “ስቶቭ” ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝደገፎ ጀማሪ ትካል ቴክኖሎጂ መብሰሊ ግዜኦም ካብ 6 ሰዓት ናብ ሓደ ሰዓት ዘውርድ መብሰሊ “ስቶቭ” እናፍረየ…
ማይክሮሶፍት ንዊንዶውስ-10 ኦፕሬቲንግ ሲስተም ዘቕርቦም መፀገኒ ድሕንነት ጠጠው ንምባል ምሕሳቡ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ማይክሮሶፍት ለዊንዶውስ-10 ኦፕሬቲንግ ሲስተም ዘቕርቦም መፀገኒ ድሕንነት ኣብ 2025 ጠጠው ከምዘብልን ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ዋና…
ናይጄርያ ትዊተር ንዘይተወሰነ እዋን ክትእግዶ ምዃና ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ናይጀርያ ትዊተር ኣብታ ሃገር ንዘይተወሰነ ግዜ ከወንዝፎ ምዃኑ ሚኒስትር ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
እቲ ውሳነ “ትዊተር ብተደጋጋሚ…
ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህንዲ ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ብሕትና ኣመልኪቱ ዋትስኣፕ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ህንዲ ክሲ ከምዝመስረተ ኣፍሊጡ።
ኣብ ወርሒ ለካቲት መንግስቲ…
“ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ ንኣቢያተ ትምህርቲ ዝኸውን መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራሕተኛታትን ምምሕደርን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ኣብ ስራሕቲ ቁፅፅር ግንዛብ ንምፍጣርን ዝሕግዝ “ኮቪድ-19…
ብ3 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ጣቢያ መቐቢሊን መቆፃፀሪን ሳተላይት ብዝሃ ሓበሬታ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ3 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ጣቢያ መቐቢሊን መቆፃፀሪን ሳተላይት ብዝሃ ሓበሬታ ተመሪቑ።
እቲ ጣቢያ ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ…
ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ቅፅዓት ትራፊክ ብሞባይል ንምኽፋል ዝሕግዝ መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ መተግበሪ ኣወሃህባ…
እስካሁን በ70 ሺህ ግለሰቦች ላይ እንደተሞከረም ተሰምቷል፡፡
ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ደቒቕ ዓይኒ ብምርኣይ ኮቪድ19 ዝምርምር መተግበሪ ተሰሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰረቱ ኣብ ጀርመን ዝገበረ ኩባኒያ ዓይኒ ፎቶ ብምልዓል…
ኣብ ምብራቕ ሪጂን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ ኣድቫንስድ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ ኣብ ምብራቕ ሪጂን ኣጀሚሩ።
ጅግጅጋ፣ ጎዴ፣ ፊቅ፣ ደገሃቡር፣…