Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

 ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እቲ ፀወታ ሰዓት 2፡30 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ሩበን ዲያዝን ጀረሚ ዶኩን ብምኽኒያት መጉዳእቲ…

ፒኤስጂ ከማንቼስተር ሲቲ ኣብ 7ይ ዙር 2ይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ዝቕፅሉ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ኣርቢ ላይፕብዚግ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ከምኡ እውን ሻካታር ዶኔስክ ምስ…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምሸት 7ይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝካየዱ እንትኾኑ ቤኔፊካ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ባየርሊቨርጉሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት 2፡45 ኣብ ቤርጋሞ ጋንታ…

አርሊንግ ሃላንድ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ክሳብ 2034 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ማንቸስተር ሲቲ አርሊንግ ሃላንድ ኣብታ ጋንታ ክሳብ 2034 ዘፅነሖ ውዕሊ ከምዝፈረነ ተገሊፁ። ወዲ 24 ዓመት ኖርዌያዊ ኣጥቃዒ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ብቕዓቱ እናወረደ ምምፅኡ ስዒቡ ካብታ ጋንታ ክለቅቕ ይኽእል ኢዩ ዝብል…

ኣብ ማራቶን ዶሃ ኣትሌት እታለማሁ ስንታየሁ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2027 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ዶሃ ኣትሌት እታለማሁ ስንታየሁ ተዓዊታ። ኣትሌት እታለማሁ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 21 ደቒቕን 43 ሰከንድን ብምዝዛዝም እንትትዕወት÷ ካልኦት ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት እውነ ክሳብ 5ይ ደረጃ…

ፀወታ ደርቢ ሰሜን ለንደን ትፅቢት ዝግበረሉ እንትኸውን ትማሊ ድማ ሊቨርፑል፣ ቸልሲን ማንችስተር ሲቲን ነጥቢ ደርቢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ተራኺበን 1 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚመን። ዌስትሃም ንፉልሃም 3 ን 2 እንትስዕር፤ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ብሬንትፎርድ ከምኡ…

ትፅቢት ዝግረሎም ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ፀወታታት ኤፍኤ ካፕን ካራባኦ ካፕን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ሊቨርፑልን ኣብዚ ዓመት ዘደንቕ ምንቅስቓስ እናገበረት ትርከብ ኖቲንግሃም ፎረስትን ዘራኽብ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ። ኣብ ኣብ…

ውድድር ፍፃመ ሱፐር ካፕ ኤልክላሲኮ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ሱፐር ካፕ ስፔን ሪያል ማድሪድን ባርሴሎናን (ኤልክላሲኮ) ዝገብረኦ ውድድር ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ስዑድ ዓረብ ስታዲየም ኣብዱላህ ስፖርት ሲቲ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ…

መቻል ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ ብመቻል 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ መቻል ንኽትዕወት ሽመልስ በቀለ ኣብ መበል 24 ደቒቕ ከምኡ እውን ግሩም ሓጎስ ኣብ መበል 39ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ስሑል ሽረ ድማ…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዓወት ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ን 0 ተዓዊቱ። እታ ሸቶ፥ ኣዎት ኪዳኔ ኣብ 82 ደቒቓ ኣቑፂሩዋ። ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ይካየድ ኣብ ዘሎ…