Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዚምባቡዌ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ዚምባቡዌ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ፕሬዚዳንት ኤመርሰን ምናንጋግዋ ገሊፆም።
ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባቡዌ ራሽድ ሙሓመድ ኣብ ምልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሃራሬ ተረኺቦም።
ኣብቲ እዋን ምስ…
ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ንፖለቲካዊ ኣጀንዳ ምውዓል ካብ ሰብኣውነት ተግባር ዝወፅአ እዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ብምጥቃም ንመፈፀሚ ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ምውዓል ካብ ሰብኣውነት ተግባር ዝወፅአ ምዃኑ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡
ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋይ…
ሚኒስቴር ትምህርቲ፥ ንብርቱካን ተመስገን ከበደ ዝጠመተ መብርሂ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሚኒስቴር ትምህርቲ፥ ብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ መዘራረቢ ዝኾነት ብርቱካን ተመስገን ከበደ ኩነታት ትምህርታ ዝጠመተ መብርሂ ሂቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ብርቱካን ተመስገን ከበደ ኣብ 2012 ዓ.ም 12 ክፍሊ ከምዝነበረት ገሊፁ።…
በዓል ፊቼ ጫምባላላ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብዓወት ምዝዛሙ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ሽመልስ ቶማስ ገሊፆም።
እቲ ብዓል ብፍላይ ኣብ ሃዋሳ ሶሬሳ ጉዱማሌ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ ኣብ ዝተረኸበሉ ዝኽበር ብምዃኑ ቀዲሙ ምድላው…
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ኩለመዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኣታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ደቡብ ሱዳንን ተጠባባቒ ሚኒስትር ነዳዲ ማሪያን ዶንግሪን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ፤ ሓበራዊ ተረባሕነት ክልቲአን ጎረባብቲ ሃገራት ከደንፍዑ ኣብ…
ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክልል ሲዳማ ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣገንዚበን።
መለወጢ ዘበን ብሄረ ሲዳማ ዝኾነ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ እዋን እተን ሚኒስትር…
ብመሰረት ስግግር ፖሊሲ ፍትሒ ናፃን ዘይሻራዊን ፍሉይ መጋባእያ ንምጥያሽ ሕጊ ይሕንፀፅ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመሰረት ስግግር ፖሊሲ ፍትሒ ብዝምልከት ናፃን ዘይሻራዊን ፍሉይ መጋባያ ንምጥያሽ ሕጊ ናይ ምሕንፃፅ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ፡፡
ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ዑደት ዝገበሩ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኢዜአ) ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ መኣዲ ኣካፊሉ፡፡
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብታ ከተማ…
በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ።
ተወለድቲ ሲዳማ ካብ ንግሆ ጀሚሮም ባህላዊ ደርፍታት እናዘመሩ ናብቲ መኽበሪ ቦታ እናተጉዓዙ ይርከቡ፡፡
ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል ፊቼ…
በዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን በዓል ኢዩ-ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን በዓል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም።
ድሮ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ "ፊጣሪ ሃዋሮ" ብምባል ናይ ዝፍለጥ ክብረ በዓል ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል…