Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኩባንያ ኣንቴክስ ቴክስታይል ብ20 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዳማ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዝርከብ ኩባንያ ኣንቴክስ ቴክስታይል ብ20 ሚሊየን ዶላር ተወሳኺ ምስፍሕፋሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)፥ ምንቅስቓሳት ስራሕቲ እቲ…

መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)፣ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

መሪሕ ያታ ምልዕዓል ልምዓት፣ ዝምድና ሓበራዊነትን ሕውነትን ይፈጥር-ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘተኣኻኽብ ያታ ሓበራዊነት ሰባት፣ ክብሪ ማንነት ንኽጉልብት ይሕግዝ እዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣማኻሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡…

መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ፡፡ ቅድመ ዘተ እቲ መድረኽ ካብተን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ዘኻየደቶም…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባ፣ ቃሉ፣ ከባቢ ደሴን ወረዳ ጋምቦን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ካብ ፈልሲ…

ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዳማ÷ ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ብዘበናዊ መገዲ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡ እቲ ስርዓት ዲጂታል ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምስላጥ ከምዝሕግዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት…

ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 836 ሺሕን 253 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር ተጓዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ትማሊ ኣብ ዘሎ እዋን 964 ሺሕን 118 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚ እቲ 836 ሺሕን 253 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር…

ኣብ ኣንፈታት ውሳነ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ግደ መናእሰይ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ኣብ ኣንፈታት ውሳነ ግደ መናእሰይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከምኡ እውን ከተማታት ይካየድ ኣሎ፡፡ ብመሰረት እዚ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምኡ…

ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተፃረየ ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ምእታው ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ገሊፀን፡፡ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ጉባኤ መበል ራብዓይ ስራሕ ዘመን ኣብ ክልል…