ሳዕቤን ዘይንቡር ምፍሳስ ደም ወርሓዊ ፅግያት
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት ርብዒ ደቂ ኣንስትዮ ምሒር ብዝሒ ፃግነ (menorrhagia) ተባሂሉ ዝፍለጥ ሕክምናዊ ኵነታት ከምዘጋጥመን መፅናዕቲታት ይሕብሩ።
ከቢድ ፅግያታዊ ደም ድማ ሜነረጂያ (menorrhagia) ከቢድ ወይ ንነዊሕ እዋን ዝፈስስ ዘይንቡር ወርሓዊ…
ኣብ ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ካልኦት ስሩዓት ክታበታትን እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ ኣያሌው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሰላም ስምምዕነት ስዒቡ ኣብ ዓውዲ…
ንልዕሊ 300 ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓገዝ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ንልዕሊ 300 ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ገሊፁ።
ብተወሳኺ ን8 ሺሕን 674 ሕሙማን ክትትል ሕክምና ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ማእኸል ሕክምና ኣብዚ ሐዚ…
መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ።
እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ጥዕና ሰርጥ ኢዩ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ጥዕና ህፃናት ዝተማለአ ንኽኸውን ዝወሃቡ ክታበታት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃናት ካብ ከቢድ ሕማም ንምክልኻል ክታበት ቀሊልን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሜላ ብምዃኑ ወለዲ ብእዋኑ ንኸኽትቡዎም ይምከር፡፡
ክታበት ንመከላኸሊ ሓደ ተመሓላላፊ ሕማም ኣቐዲሙ ዝውሰድ መድሓኒት እንትኸውን÷ናይ ሰብ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ…
ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ካብ 13 ታሕሳስ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ካብ 13 ታሕሳስ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ንክኽተቡ ፃውዒት ቀሪቡ።
ኣገልግሎት ኣቕርቦት መድሓኒት ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር እቲ ክታበት ከመዝወሃብ ድማ ተገሊፁ።…
ኣብ መድሓኒት ትራማዶል ጥቡቕ ክትትል ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መድሓኒት ትራማዶል ጥቡቕ ክትትል ከምዝግበር በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ኣብ ኣጠቓቕማ እቲ መድሓኒት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ካብ ትእዛዝ ሰብ ሞያ ጥዕና ወፃእ ብዙሓት መናእሰይ ንፀረ ቃንዛ…
ስለ ምንታይ ንድቅስ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራመርቲ ክሳብ ሐዚ ነዚ ሕቶ ዝኸውን ውዱእ መልሲ የብሎምን።
ግን ክኣ ድቃስ ሓንጎል ንዝኽርታት ከሰላስል ከም ዝሕግዝን ንስምዒት ምትኳርን ስርዓት ምሕቓቕ መግብን ኣብ ምዕባይ ከም ዝሕግዝ ንፁር’ዩ።
ብተወሳኺ ድቃስ ሓንጎልና ካብ ብኽነት…
ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ጣቢያ መሐለዊ ጥዕና ኣዳሬ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝርከብ ጣቢያ መሐለዊ ጥዕና ኣዳሬ ዑደት ገይረን።
እቲ ትካል ዝህቦ ዘሎ ኣገልግሎት ብሰብ ሞያ መብርሂ ተዋሂቡወን።
እቲ ጣቢያ ጥዕና ምጣነ ሰድራ ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ድማ ተገሊፁ።…
ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናትን መናእሰያትን ብምውዳድ ክሰራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናትን መናእሰያትን ሎሚ ቀዳማይ ኣንፈት ትኹረት ብምዃኑ ኩሎም ሰብ ግደ ብውህደት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ዳይሬክቶሬት ጥዕና ኣዶታተትን ህፃናትን፤ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምስ ቢሮ ክልላት፣ ሰብ ግደን ትካላት ሲቪልን እናሳለጠ…