Fana: At a Speed of Life!

ረብሓታት ምስታይ ማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ሊትሮ ዝኸውን ፈሳሲ ክሰቲ ከምዘለዎ ብዙሓት መፅናዕቲታት ጥዕና የረጋግፁ። ምስታይ ፅሩይ ማይ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ፈሳሲ ክህሊ ብምግባር  ብብመለክዕ ምስትንፋስ፣ ረሃፅን  …

ሕማም ኩሊት ንምክልኻል ዝሕግዙ ተግባራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልክታት ከቢድ ሕማም ኩሊት እንታይ እንታይ ኢዮም? መበገሲ ምኽንያት ሕማም ኩሊት ብዙሓት ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡ ምስ እዚ ጎድና ጎድኒ ድማ እቲ ሕማም ከከምዝፀንሐሉ ደረጃ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ምልክት ከምዝለዉዎ እውን ሰብሞያታት ሕክምና የብርሁ፡፡…

ምልክታት ዋሕዲ ደም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋሕዲ ደም እኹል ሴል ደም እንትሰኣን ዘጋጥም ዕንቅፋት ጥዕና ኢዩ። ዋሕዲ ደም ዝበሃል እውን÷ መጠን ሂሞግሎቢን ንደቂ ተባዕትዮ ትሕቲ 13 ነጥቢ 5 ግራም/ደሊ ከምኡ እውን ንደቂ ኣንስትዮ ድማ ትሕቲ 12 ግራም/ደሊ ኮይኑ እንትርከብ ምዃኑ ሰብ ሞያ…

ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…

ድፍኢት ደም ንምንካይ ዝሕግዙ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 16 ሺሕ ሕማም ድፍኢት ደም ኣብ ዘለዎም ብዝተገበረ ፈተነ ኩሎም ምንቅስቓሳት ብቕዓት ኣካል ድፍኢት ደም ከምዝንክዩ ኣብ መፅሄት ብሪቲሽ ጆርናል ኦፍ ስፖርት ሜዲስን ዝተሓተመ ውፅኢት መፅናዕቲ ኣመልኪቱ፡፡ ኣብ መሬት ብኣፍልቢ ብምህራስ ቅልፅም…

ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ። እቲ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሳብያን ዝተመረቐ ማእኸል ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወለድቲ ድሬዳዋ ደገፍን ምትሕብባር ማሕበር ኣክሲዮን ሲሜንት ናሽናልን…

ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል። ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ። ምኽንያቱ ድማ ንነዊሕ እዋን ካብ ቅብኣት…

ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን  ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ዝኾነ “ቤተር ዛን ካሽ አሊያንስ”ን…

እኹል ድቃስ ዘይረክብ ሰብ ኣብ ኣካላቱ እንታይ ሳዕቤን የጋጥሞ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ድቃስ ምስ ዝተፈላለዩ ምምዝባላት ርክብ ዘለዎ’ዩ። ኣብ ልዕሊ 5 ሚልየን ተሳተፍቲ ዝተገብሩ 153 መፅናዕትታት ከም ዘረጋግፅዎ ሓፂር ሰዓታት ድቃስ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዕድመ ምስ ሕማም ሽኮርያ፣ ልዑል ፀቕጢ ደም፣ ካርዲዮቫስኲላር…

ኮምፒተር ኣብ ሕቚፊ ምቕማጥ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የስዕብ-ተመራመርቲ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ጠንቅታት መኻንነት ደቂ ተባዕትዮ ከምዘስዕብ ተመራመርቲ ገሊፆም። እቶም ተመራመርቲ ከምዝገለፅዎ፥ ጠንቂ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተወሓደ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኢዮም። ንሳቶም ድማ፥ ልዕሊ ዓቐን…