Fana: At a Speed of Life!

ጠንቂን ምልክታትን ልዑል መጠን ኮሌስትሮል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌስትሮል ኣብ ደም እንትኸውን፥ መጠን ኮሌስትሮል ኣብ ደም እናወሰኸ ምስ ዝኸይድ ኣብ ጥዕና ዘሎ ሓደጋ እውን ብኡ መጠን እናወሰኸ’ዩ ዝኸይድ። ውድብ ጥዕና ዓለም ልዑል መጠን ኮሌስትሮል ንሓደጋታት ሕማም ልብን ወቅዒን ከም ዘቃልዕ ይገልፅ። እዚ…

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ “ደመይ ንወገነይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ደም ይልገስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ "ደመይ ንወገነይ" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ደም ይልገስ ኣሎ። ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ተምሃሮን መምህራንን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካሌብ፥  ሰኣን ንጣብ ደም ሂወት ወገናትና ክንስእን የብልና ብምባል ደም…

ፀፀር ከረጢት ሓሞት ብዛዕባ ዘስዕቡ ምኽንያታት ክንደይ ዝኣክል ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀፀር ከረጢት ሓሞት ዝበሃል ኣብ ውሽጢ ከረጢት ሓሞት ፀፀር እንትኽዘን ኢዩ። ከርጢት ሓሞት ኣብ ላዕለዋይ የማናይ ሸነኽ ከብዲ ካብ ፀላም ከብዲ ትሕት ኢላ እትርከብ ክፍሊ ኣካል ኢያ። እዛ ከረጢት ሓሞት ዓቚራ ብምሓዝ ከከም ኣድላይነቱ ናብ…

ተቓላዕነት ሕማም ካንሰር ዘጋድዱ ምኽንያታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካንሰር ዝተዛብዑ ህዋሳት ብቕልጡፍ እንትከፋፈሉን ናብ ካልኦት ክፍሊ ሰውነት ዝስፋሕፋሕ ዓይነት ሕማም ኢዩ፡፡ እዞም ብቕልጡፍ ዝዓብዩ ሴላት ድማ ሕበጥ ከስዕብን ስሩዕ ተግባር ሰውነት ከዛብዑ ዝኽእሉ ኢዮም፡፡ ከም ሓበሬታ ውድብ ጥዕና ዓለም፥…

ብዛዕባ ሕማም ኮሌካ/ሸሮኽ እንታይ ትፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሸሮኽ ምስ ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣጠቓቕማ ዓይኒ ምድሪ፣ ኣመጋግባን ዝኽሰትን ውፅኣት ብምስዓብ ክሳብ ሞት ዘበፅሕን ተመሓላላፊ ሕማም ኢዩ። ምልክታት ንምርኣይን ኣብ ሰብ ዝህሉ ተቓላዓይነት ንምውሳኽን ካብ 2 ሰዓት ክሳብ 3 መዓልታት ጥራሕ ይፀንሕ።…

ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኒፓህ ምግጣሙ ስዒቡ ኣብያተ ትምህርቲ ንክዕፀዋ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኒፓህ ብዝተብሃለ ቫይረስ ኣብ ግዝኣት ኬራላ ክልተ ሰባት ህይወቶም ምስኣኖም ስዒቡ ኣብያተ ትምህርቲ ንክዕፀዋን ማሕበራዊ መንቅስቓስ ንክግደብን ተገይሩ። እቲ ቫይረስ ዝኾነ ይኹን ክታበት ከምዘይብሉ ተሓቢሩ። ኣብ ክፍሊ ኣካላት ልዑል…

ሓደ ሚሊየን ሕሙማት ዘድሐነ ማእኸል ሕክምና ካንሰር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ጎልደን ኢራ” ዝተባህለ ገባሪ ሰናይ ማእኸል ሕክምና ካንሰር እንግሊዝ ልዕሊ ሓደ ሚሊየን ሰባት ካብ ሕማሞም ከድሕኖም ክኢሉ፡፡ ትካል መፅናዕቲን ትንተናን ካንሰር እታ ሃገር ከምዝሓሮ÷ እቲ ማእከል ኣብ ዝሓለፉ 40 ዓመታት ካንሰር ንምክልኻል…

መከላኸሊ መገዲታት ኣለርጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣለርጂ ብምኽንያት ምግቢታት፣ ቅንጥብታብ ደሮና፣ ኩነታት ኣየርን ካልኦት ምኽንያታትን ክመፅእ ይኽእል፡፡ ንጥረ ነገር ወይእውን ንሰብነተ ዘይስማዕምዑ ነገራት ኣብ ምክልኻል ስርዓት ሕማም ዝወሃብ ምላሽ ኣብ ሰብነት ኣርጂ ክፈጠር ይኽእል፡፡ በዚ…

ማልት ንትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ዘኽእል ሓመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ተስፋሕፍሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ብዝረኸበቶ ሓገዝ ገንዘብ ኣቢላ ንትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ዘኽእል ሓመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ተስፋሕፍሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ። እቲ ቴክኖሎጂ ቀልጢፎም ዝበፅሑ ዝተፈላለዩ ኣሕምልትን ፍረምረን…

ረብሓታት ምስታይ ማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ሊትሮ ዝኸውን ፈሳሲ ክሰቲ ከምዘለዎ ብዙሓት መፅናዕቲታት ጥዕና የረጋግፁ። ምስታይ ፅሩይ ማይ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ፈሳሲ ክህሊ ብምግባር  ብብመለክዕ ምስትንፋስ፣ ረሃፅን  …