Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 4.5 ኪሎ ሕበጥ ካብ ሓንቲ ወላዲት ብመጥባሕቲ ተወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ኪሎ ሕበጥ ብመጥባሕቲ ከምዝወፅአ እቲ ሆስፒታል ሓቢሩ። እቲ ዘጋጠመን ሕበጥ ብመጥባሕቲ ዝወፅአለን ጓል 45 ዓመት ወይዘሮ ለተብርሃን ሃይሉ ነባርነተን ኣብ ከተማ…

ጥዕና ኲሊት ንምሕላው ዝሕግዙ 6 ቀለልቲ ነገራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኵላሊት ካብቶም ኣውራ ኣገደስቲ ክፋል ኣካላትና እንትኾና፥ ኣብ ደም ዝፍጠር ርስሓት ብምፅራይ ብመልክዕ ሽንቲ ከምዝወፅእ ዝገብራን እየን። ዓለማዊ ማሕበር ኔፍሮሎጂ ከም ዝሕብሮ፥ ፀቕጢ ደም ንምቍፅፃር ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ኣካላትና ዘሎ መጠን ኬሚካላት…

ምሕርናኽ ደው ንምባል ዝሕግዙ ሜላታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓው ዝበለ ምሕርናኽ መብዛሕትኡ ግዜ ምስ “obstructive sleep apnoea (OSA)” ተባሂሉ ዝፅዋዕ ምዝባዕ ድቃስ ዝተሓሓዝ እንትኸውን ኣብዚ ግዜ ምስትንፋስ ጠጠው ከም ዝብልን እዚ ድማ ኣብ እዋን ድቃስ ከም ዘጋጥምን ሰብ ሞያ ይገልፁ። እዚ…

ሕማም ዓሶ ብኸመይ ንከላኸሎ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ክንከላኸሎን ክንፍውሶን እንኽእል ሕማም'ዩ። ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ምርመራ ካብ መንጎ ዝተገበረሎም 10 ሚሊየን ሰባት እቶም 3  ነጥቢ 2  ሚሊየን ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ምስቅስቓስ…

ዓበይቲ ረብሓታት ፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስትናን እስላምናን ብኣማኢት ሚልዮናት ሰዓብቲ ዘለወን ሃይማኖታት ዓለም እየን። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ብዙሓት ኣመንቲ እተን ሃይማኖታት በብእምነቶም እናፆሙ ይርከቡ። ሰዓብቲ ክርስትና፥ እየሱስ ክርስቶስ ተሰቒሉ፣ ሞይቱ ዝተንሰአሉ ንምዝካር…

ትራማዶል ግቡእ ብዘይኮነ መገዲ ምጥቃም ንሃንደበታዊ ሞት ከምዘቃልዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማዶል ካብ ፍቓድ ሓኪም ወፃእ ብሓደ ግዘ ኣብዚሕኻ ምውሳድ ካብ ሃንደበታዊ ሞት ክሳብ ቀፃልነት ዘለዎም ፀገማት ጥዕና ዘቃልዕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ትራማዶል ዝተብሃለ ግዚያዊ ፀረ ቃንዛ ክኒን ግቡእ ብዘይኮነ መገዲ እናተዘውተረን ወልፊ እናኾነን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ናይ ህፃናት ሕማም ቆርበት መፍለዪ ሲስተም ደርምኔት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደርምኔት ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ውፅኢት ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ቴክኖሎጂ ኢዩ፡፡ እቲ ስርዓት ሕማም ህማም ቆርበት ህፃናት ንምልላይ ዝሰርሕ ከምዝኾነ ካብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኮሌራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኮሌራ ተጀሚሩ። እቲ ክትባት፥ ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ምምሕዳር ዞባ ደቡብን ብሓባር ብምዃን ኣጀሚረምዎ። ብተወሳኺ ነበርትን መራሕቲ ሃይማኖትን…

መከላኸሊ መገዲታት ሕማም ሽኮርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሽኮያር ኣብ ጣፍያ ኢንሱሊን እንድሕር ዘይፈረዩ ወይ ድማ ብግቡእ እንተዘይሰሪሑ ኣብ ደምና ሽኮር እንትእከብ ዝፍጠር ሕማም ኢዩ። ክንምገብ ከለና፡ ሰብነትና ሓይሊ ወሃብቲ ምግቢታት (ካርቦሃይድሬትስ) ናብ ሽኮር (ግሉኮዝ) ይቕይሮም። ኣብ ጣፍያ…

ብዛዕባ ናይ መንፈስ ጭንቀት ክንደይ ዝኣክል ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መንፈስ ጭንቀት ኣብ ዕለታዊ ህይወት ፅዕንቶ ከሕድር ዝኽእል ፀገም ህውከት ኣእምሮ ኢዩ፡፡ ጭንቀት ክነዕቶም ንደልዮም ነገራት ልዕሊ ዓቕሚ እንተተሓሳስቡናን እንትነስተንትንን ዝፍጠር ካብ ዓቐን ዝሓለፈ ስምዒት ኢዩ፡፡ ናይ መንፈስ ጭንቀት…