ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን ክልል ሶማሌ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልል ሶማሌ ብምዃን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን እቲ ክልል ዑደት ስራሕ ኣካይዶም። እቲ ዑደት፥ ኣብ ዞባታት ጎዴን ሸበሌን ከምኡ እውን ኣብ ወረዳ ቀላፎን ኢዩ ተካይዱ። ኣብ…
ጥዕና ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መጥቀሚ ግዚኦም ዝሓለፎም ንምግብነትን መፀባበቒ ሰባትን ዝዉዕሉ ፍሪያታት ኣወጊዱ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መጥቀሚ ግዚኦም ዝሓለፎም ንምግብነትን መፀባበቒ ሰባትን ዝዉዕሉ ፍሪያታት ከም ዘወገደ ኣፍሊጡ። ኣብ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መተሓባበሪ ቁፅፅር ጥዕና ኣይተ ወልደገብርኤል ገብሩ ከም ዝበልዎ፥…