ናብ ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ዝተርኣየለን ሃገራት ዝጓዓዙ መንገደኛታት ክገብሩዎመም ዝግብኡ ጥንቃቐታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ናብ ቫይረስ ኖቭል ኮሮና ዝተወለዐለን ሃገራት ዝጓዓዙ መንገደኛታት ክገብሩዎም ዝግብኡ ጥንቃቐታት ዕላዊ ገይሩ።
ክገብሩዎም ካብ ውሽጡ ዝግብኡ መጠንቀቕታታት፡-
• ምልክት ሰዓልን ዋዒን ምስ…
ሆስፒታል ዓይደር ሙሉእ ሕክምና ካንሰር ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምፕረሀንሲቭ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ሙሉእ ሕክምና ካንሰር ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ።
ካብ ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ሓደ ዝኾነ ሕማም ካንሰር ኣብዚ ሐዚእዋን ብብርኪ ሃገርን ክልልን ብስፍሓት ካብ ዝርኣዩ ሕማማት ሓደ…
እኹል ውሕስና ምግቢ ዘይምህላው ኣብ ዘይእዋን ናይ ሙሟት ዕድል ይውስኽ – መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ፣12 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እኹል ውሕስና ምግቢ ዘይብሎም ሰባት ኣብ ዘይዋኑ ንዝፍጠር ሞት ከምዝቃልዑ ሓደ መፅናዕቲ ገሊፁ።
እቲ መፅናዕቲ ውሕስና ምግቢ ዘይምርግጋፅ ወይ ድማ እኹል መግዝኢ ምግቢ ገንዘብ ዘይምህላው ኣብ ዘይ ዕድመ ንዝፍጠር ሞት ምኽንያት ከምዝኾነ ዕላዊ ገይሩ።…
ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ ከመይ ምክልኻል ይከኣል?
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ድቃስ ዝረኣይ ምቁርራፅ ትንፋስ (ስሊፕ ኣፕኖያ) ሰባት ምስ ደቀሱ እቲ ላዕለዋይ ትቦ ኣየር ብምሉእ ወይ ብኽፋል ክዕፀው እንከሎ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተመራመርቲ ይገልፁ።
ብፍላይ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣ ዓብዪ ክሳድ ወይ ሓናት ዘለዎም ሰባት ድማ…
ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ኣብ ግልጋሎት ጥዕና ኣዶታትን ህፃናትን ምምሕያሽ ተራእዩ – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ አበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ግልጋሎት ጥዕና ኣዶታትን ህፃናትን ምምሕያሽ ከምዝተርኣየ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራ፣ ኦሮሚያን ደቡብን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ብሓገዝ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ /ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ/…
ምስ ልቢ ዝተትሓሓዘ ፀገም ጥዕና ተቓላዓይነት ሕማም ኩላሊት ከምዘዕቢ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ምስ ልቢ ዝተትሓሓዘ ፀገም ጥዕና ብሕማም ኩላሊት ናይ ምቅላዕ እድል ከምዘዕቢ ሓደ መፅናዕቲ ሓቢሩ።
ኣብ ኣሜሪካ ዝተገበረ እቲ መፅናዕቲ 9 ሺሕን 47 ሰባት ዘሳተፈ እንትኸውን፥ ተሳተፍቲ እቲ መፅናዕቲ ቅድሚ ሕዚ ምስ ልቢ ዝተትሓሓዙ ፀገማት ጥዕናን ፀገም…
ወርሓዊ ኩነት ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወርሓዊ ኩነት ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ።
እቲ ኩነት “ኣዶ ዓንዲ ሑቖ ሃገርን ስድራን ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ኣብቲ ብብርኪ ሃገር ንመበል 14 ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር ዘሎ ወርሓዊ ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ፥…
ኣብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ብዘጋጠመ ለበዳ ሕማም ንፍዮ ልዕሊ 6 ሺሕ ሰባት ንሕልፈት ተቓሊዖም – ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ብዘጋጠመ ለበዳ ሕማም ንፍዮ ልዕሊ 6 ሺሕ ሰባት ንሕልፈት ምቅለዖም ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ዝርገሕ እቲ ለበዳ ሕማም ብቕልጡፍ እናተስፋሕፈሐ ምዃኑ እውን እቲ ውድብ ገሊፁ።
ካብ ዝሓለፈ መጀመርታ ዓመት…
ፅሬት ዘይብሎምን መድሓትነቶም ዘይተረጋገፀን ፍርያታት እናሸጡ ዝተረኸቡ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ባዛራት ፅሬት ዘይብሎምን መድሓትነቶም ዘይተረጋገፀን ፍርያታት መድሓኒት እናሸጡ ዝተረኸቡ ሸውዓተ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ውልቀ ሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
በዓል መዚ ቁፅፅር ምግቢን መድሓኒትን ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ብምትሕብባር፥ እቶም…
ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ዘህነፆ መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሰንሰለት መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ኣመሪቑ።
እቲ ዝተመረቐ መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ሰለስተ ክፍሊታት መዝሐሊ ዘለዉዎ እንትኸውን፥ ሕድሕዶም 300 ኪዩብ ሜትሮ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ኣለዎም ተባሂሉ።
እቶም…