Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሜዲካል ሆስፒታል ቅዱስ ጳዉሎስ ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ምሃብ ካብ ዝጅምረሉ 2009 ዓ.ም ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በዓልቲ ሞያ ፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ግልጋሎት ሜዲካል ሚኒስቴር ጥዕና…

ሓደ ሰብ መዓልታዊ ብማእኸላይ ክንደይ ዝኣክል ማይ ክሰቲ ኣለዎ?

አዲኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስታይ ፅሩይ ማይ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ፈሳሲ ክህሊ ብምግባር  ብመልክዕ ምስትንፋስ፣ ረሃፅን  ዓይኒ-ምድሪን ኣቢሉ ርስሓት ካብ ውሽጣዊ ክፋል ሰውነትና ንክውገድ ከምዝሕግዝ መፅናዕቲታት ዓውደ ጥዕና ይሕብሩ። ማይ ህይወት ንዘለዎም…

ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ ኣብ 10 ሆስፒታላት ክልል ትግራይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ (ሃፕታይትስ ቢን ሲን) ኣብ 10 ሆስፒታላት ክልል ትግራይ ከምዝተጀመረ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ‎ቢሮ ጥዕና ዘድልዩ መመርመሪ ናወትን ቀረብ ኣፋውስን ብምምላእ ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ…

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ካንሰር ኣፍ ደገ ማህፀን ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዕድመአን ካብ 9 ክሳብ 14 ንዝኾና ኣዋልድ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍ ደገ ማህፀን ይወሃብ ኣሎ። እቲ ክታበት፥ ካብ ሎሚ 9 ክሳብ 13 ሕዳር 2017 ዓ.ም ንተኸታተልቲ 5 መዓልታት ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና…

ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ግዘ 5 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር…

ጥንቃቐ ዝጠልብ ኣመጋግባ እዋን በዓል  

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንድሕር ዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል፡፡ ኣመጋግባ እዋን በዓላት ጥንቃቐ ዝተመልኦ ምግባር ከምዝግባእ እውን ሰብ ሞያ ይምዕዱ፡፡ ምኽንያቱ ድማ ቅብኣት ዝበዝሖ ምግቢ ምምጋብ ከሽዐ ንሕማም…

በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ) እንታይ እዩ? ከመይ ክንከላኸሎ ኸ ንኽእል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ገለ ክፋል ኣፍሪካ ዝረአ ዘሎ ለበዳ በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ – ‘mpox’) ዓለማዊ ቆላሕታ ዝጠልብ ህፁፅ ስግኣት ጥዕና ክብል ምእዋጁ ይዝከር። ቫይረስ እቲ ሕማም ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጐ ብቕልጡፍ ይላባዕ ከምዘሎ፤…

ውድብ ጥዕና ዓለም በዲዶ-ህበይ ህፁፅ ዓለማዊ ስግኣት ምዃኑ ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ገለ ክፋል ኣፍሪካ ዝረአ ዘሎ ለበዳ በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ - ‘mpox’) ዓለማዊ ቆላሕታ ዝጠልብ ህፁፅ ስግኣት ጥዕና ክብል ኣዊጁ። እቲ ቅድም ክብል ብ ‘ማንኪ ፖክስ’ ዝፍለጥ ዝነበረ ኣዝዩ ተላባዒ ሕማም፥ ኣብ ዲሞክራስያዊት…

ሜላታት ምክልኻል ሕማም ኮሌራ (ሽሮኽ)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ኮሌራ (ሽሮኽ) በዞም ዝስዕቡ ሜላታት ምክልኻል ከምዝከኣል ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ፦ ■ ዝተሓከመ ወይ ፈሊሑ ዝዘሓለ ማይ ኣብ ዝተሓፅበን ፅሩይን መትሐዚ ምዕቃብ፣ ■ ንመስተን መመገቢን ኣቑሑት…