ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ክታበት ኮቪድ 19 ንምጅማር ዘኽእል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ኣፍሊጠን።
ክታበት ኣስትራዜኒካን ሲኖ ፋርምን ካብ መፈለምታ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ምሃብ ምጅማሩ ይዝከር።…
ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስጀኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን በፂሑ።
ብመሰረት እዚ ኣብታ ኣህጉር በቲ ቫይረስ ዝልከፍ ሰብ ካብ እዋቀን ናብ እዋን ክብ ይብል ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ሀይወቶም ዝሰኣኑ እውን ልዕሊ…
እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ።
እቲ ሰብ ሞያ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ሳምሶን ኣሱታ ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኽ እንትኸውን፥ ብዶክተር ኣሳፍ ፔሬተዝ ዘምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን ተሓከምቲ ንምሕጋዝ ከምዝተፀገመ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሜዲካል ኮሌጅ ሚሌኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን ተሓከምቲ ንምሕጋዝ እናተፀገመ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ሆስፒታል ዘጋጠሞ ሕፅረት ኢክሲጅን ስዒቡ ቅድም ክብል ንካልኦት ሆስፒታላት ይወሃብ ዝነበረ ቀረብ ከምዘቋፀ እውን…
ልዕሊ 5 ሚሊየን ተወሰኽቲ ክታበታት ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 5 ሚሊየን ተወሰኽቲ ክታበታት ንምርካብ ምስ ሕብረት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላትን እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃበኦ መግለፂ፥ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 430 ሺሕ ሰባት ክታበት…
ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ።
ብብርኪ ዓለም 139 ሚሊየን 710 ሺሕን 707 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትተሓዙ፥ ሰለስተ ሚሊየን ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡
ብኻሊእ መዳይ 118 ሚሊየን…
ኣብ ህንዲ ንፈለማ እዋን ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 200 ሺሕ ሰባት ኮቪድ-19 ተረኺቡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ንፈለማ እዋን ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 200 ሺሕን 739 ሰባት ኮቪድ-19 ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብታ ሃገር ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ክንድዚ ዘኣክል በቲ ቫይረስ እንትተሓዝ ንፈለማ እዋን ኢዩ፡፡
ኣብዚ ሕዚ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ንምፍላጥ ብብርኪ ሃገር መፅናዕቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ዝርከበሉ ደረጃ ንምፍላጥ ብብርኪ ሃገር መፅናዕቲ ከምዝካየድ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ዝካየድ መፅናዕቲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ውድብ ጥዕና…
ሶማሊያ 200 ሺሕ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ተረኪባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገርረ ሶማሊያ 200 ሺሕ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ካብ ቻይና ተረኪባ።
ሲኖፋርማ ዝተብሃለ እቲ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና ሶማሊያ ፋውዝያ ኣቢካር ካብ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ሶማሊያ ኪን ጂያን ተረኪቦምዎ፡፡
ሶማሊያ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኮቫክስ ካብ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ።
ካብ እቶም ናውቲታት ሕከምና፥ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰርጂካል ማስክ፣ 24 ኣምቡላንስን ተንቀሳቓሲ መመርመሪ ላቦራቶሪን ከምኡውን መመርመሪ ኮቪድ 19ን…