Browsing Category
ቢዝነስ
መንግስቲ ለውጢ ፀጋ ዕደና ኢትዮጵያ ብምግላፅ ዓንዲ ምዕባለ ኢኮኖሚ ገይሩዎ ኢዩ-ሃብታሙ ተገኝ(ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ለውጢ ፀጋ ዕደና ኢትዮጵያ ብምግላፅ ዓንዲ ምዕባለ ኢኮኖሚ ገይሩዎ ኢዩ ክብሉ ኣባል ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዕደናን ሃብታሙ ተገኝ(ኢ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር፥ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ካብ…
ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ እቲ ባንኪ ቅድም ክብል ንህንፀት ግዙፋት ፕሮጀክትታት ቢሊየን ገንዘብ ብትሑት ወለድ ከለቅሕ ከምዝፀንሐን እዚ ድማ…
ዋዕላ ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ትግራይ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ክልል ትግራይ "ደኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ትግራይ "ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዋዕላ ልዕሊ 300 መንቀሳቐስቲ ዳኣንት፣ ቴክኖሎጂ መባዝሕቲ ቲቪቲ ኮሌጃት፣ ናይ ቢዝነስ…
ብኮንትራት ፋርሚንግ ካብ ዝለምዐ ሰሊጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ትፅቢት ከምዝግበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ብውዕል ፍሪያት ግብርና (ኮንትራት ፋርሚንግ) ካብ ዝለምዐ ሰሊጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ትፅቢት ከምዝግበር ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ዴስክ ውዕል ፍሪያት ግብርና እቲ ሚኒስቴር ሱልጣን…
ዓቕሚ ምፍራይ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝረኣዩ ማሕልኻታት ብምስታሕ ዓቕሚ ምፍራየን 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ኢንዱስትሪን መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ በድሆታት እተን…
ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ዕለተ ቀዳም ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብዝነኣድ መገዲ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ዕለተ ቀዳም ክዛዘም ኢዩ።
ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ ዝበፅሑ፥ ማዕረግ ሃይሉ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ ግሩም ነብዩን እዮቤል ፀጋዬን ኣብ ሰለስተ ዙር…
ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ልዕሊ 310 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተመሪቑ ስራሕ ዝጀመረ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 310 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ፡፡
እቲ ፋብሪካ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ፍርያት እንትኣቱ ኣብ መዓልቲ 15 ሺሕ…
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ፉጃን ክብ ንምባል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ፉጃን ክብ ንምባል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚ እቲ ኮርፖሬሽን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)፥ ካብ ግዝኣት ፉጃን ቻይና ምስ ዝመፅኡ ላዕለዎት ልኡኽ መንግስቲ ዘቲዮም።
ተሳትፎ እቶም…
ልዕሊ 443 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 443 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ 4 ክሳብ 10 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል፥ 422 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ኣታዊን 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር…
ቤት ምኽሪ ንግዲ እስያ-ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ንግዲ እስያ-ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ገሊፁ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ እቲ ቤት ምኽሪ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ መንጎ ሃገራት…