Browsing Category
ቢዝነስ
ንሰደድ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ቡን ልዕሊ 908 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ንሰደድ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ቡን ልዕሊ 908 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚን ሓላፊ ዓውዲ ዕዳጋን ሻፊ ኡመር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ጡጥ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ጡጥ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ጡጥ ኣይተ ሳምሶን ኣሰፋ ከምዝገለፁዎ÷ ንልምዓት ጡጥ ከም ገዋኔ፣ መተማ፣ ሑመራ፣…
ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኩሉ ብዓቕሙ ኣክሲዮን ብምግዛእ ሃፍቲ ዘፍርየሉ ክኸውን ኢዩ – ጥላሁን እስማኤል (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ ኩሉ ብዓቕሙ ኣክሲዮን ብምግዛእ ሃፍቲ ዘፍርየሉ ክኸውን ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ጥላሁን እስማኤል (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…
ምስ ጣሊያን ዝተኸተመ ስምምዕነት ህንፀት መሰረተ ልምዓት ክእለት ንምትግባር ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ መነግስቲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ዝተኸተመ ስምምዕነት ህንፀት መሰረተ ልምዓት ክእለት ንምትግባር ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ስምምዕነት ናብ ተግባር…
ልዕሊ 451 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 451 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ
ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስቴር እቶት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ የካይድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም…
ኢግልድ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢግልድ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልኡ፥ መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃቦም ዓውዲታት ንዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጥረ ኣቕሓን…
ብዲጂታል ኣማራፂታት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 5 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ዝውውር ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብዲጂታል ኣማራፂታት 5 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ዝውውር ከምዝፈፈፀመ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ዲቪዥን መርቻንትን ኤጀንት ማኔጅመንትን ዲጂታል ባንኪንግ እቲ ባንኪ ብሌን ሃይለሚካኤል ከምዝበለኦ÷ እቲ…
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ዝተፈላለያ ከተማታት ትግራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዚያ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ዝተፈላለዪ ከተማታትን ወረዳታትን ክልል ትግራይ ብናይ ባዕሉ ትራስፖርት ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ኣብ ቀዳማይ ዙር ናብ ኩለን ክፍለ ከተማታት መቐለ ሓዊሱ ናብ ከተማ ውቕሮ፣ መኾኒ፣ ማይጨው፣ ኣኽሱም፣ ሽረን…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ።
ምቹኣትን ምዕቡላትን ኣውሮፕላናት ኣብ ስራሕ ብምውዓል ንዓማዊል ዝበለፀ ኣገልግሎት ካብ ምሃብ ብተወሳኺ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣብ ኣፍሪካ ዕዉት እንኾነሉ መሪሕነትን ኣብ ዓለም…
ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 479 ሺሕን 830 ቶን ዝተፈላለዩ ፍርያታት ብምልኣኽ ካብ…