Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 19 ነጥቢ 2 ቢሊን ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 19 ነጥቢ 2 ቢሊየን ምእካቡ ኣፍሊጡ። ኣብ 2011 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ብዝተፈጠረ ግንዛበን ጉዳይ ግብሪ ኣጀንዳ ህዝቢ ክኸውን ብምኽኣሉን፥ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣተኣኻኽባ ግብሪ ክዓቢ ከምዝኸኣለ እቲ…

ትካል ገንዘብ ዓለም ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ.ኤም.ኤፍ) ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ምግባሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ትካል ገንዘብ ዓለም…

ትካል ምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ተዓዳዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሕዳር ብር 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ኣሜሪካ ዋጋ ዘለዎም 60 ሺሕን 825ን ቶን ፍሪያታት ከምዝተዓዳደገ ኣፍሊጡ። እቲ ዕዳጋ ምህርቲ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ኣብ ወርሒ ሕዳር ካብ…

ባንኪ ዓለም ንህንፀት ዓቕሚን ስልጠናን ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዝውዕል ገንዘባዊ ሓገዝ 150 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንህንፀት ዓቕሚን ስልጠናን ኢኒስቲትዩ ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዝውዕል ገንዘባዊ ሓገዝ 150 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። እቲ ገንዝባዊ ሓገዝ ንምህናፅ ደረጅኡ ዝሓለወ ሳልሳይ ብርኪ ላቦራቶሪ ባዮሴፍቲ፣ ኣብ ኩለን…

ኣብ ወረዳ ኢሮብ ፈለማይ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወረዳ ኢሮብ ፈለማይ ዝኾነ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ተጣይሹ። ኣብቲ መድርኽ ተረኺቦም መደረ ዘስምዑ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዩኔን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣይተ ሰሎሞን ኣብርሃ፥ እታ ዩኔን 26 ሕዳር 2012 ዓ.ም ከምዝተጣየሸትን "መሰረታዊ…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ – ሳዑዲ ዓረቢያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢዝነስ ፎረም ኩባንያታት ኢትዮጵያን ሳዑዲ ዓረቢያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ፡፡ ኣብቲ ፎረም ቢዝነስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሳዑዲ ዓረቢያን ከምኡ እውን ልዕሊ 150 ሰብ ሃፍቲ ክልቲአን ሃገራትን ተሳተፍቲ ኮይኖም።…

ኣብ ፀረ መበረታትዒ ቅመም ዘድሃበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀረ መበረታትዒ ቅመም ዘድሃበ ስልጠና ካብ ማሕበር ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝመፅኡ ሰብ ሞያታት ይወሃብ ኣሎ። ኣብቲ ስልጠና ኣትሌታት፣ ኣሰልጠንቲ፣ ማናጀራትን ተወከልቲን ኣትሌታት ይሳተፉ ኣለዉ። ምኽትል ተቐዳሚት ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን…