Browsing Category
ቢዝነስ
ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ጂቡቲ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጊሌህ ኣብታ ሃገር ቅርንጫፍ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ትማሊ መሪቖም ከፊቶም።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሓዊሱ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብዱላዚዝ መሓመድ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ባጫ ጊና ከምኡ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሰለስተ ከተማታት ቻይና ሓዱሽ በረራ ክጅም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሰለስተ ከተማታት ቻይና ሓዱሽ በረራ ክጅም ኢዩ።
እቲ ሓዱሽ በረራ፥ ናብ ከተማታት ቾንግቂንግ፣ ሼንዠንን ዠንግዡን ከምዝጅምር በዓል ሞያ ኮሙዩኒኬሽን እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ዳዊት ተመስገን ንሺንዋ ተዛሪቦም።
እቲ መገዲ…
ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ሓቢረን ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ሓቢረን ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን።
እቲ ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ካልኣይ ዙር ኮንፈረንስ ኢትዮ-ጃፓን ኢዩ ተፈሪሙ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ላዕለዎት…
ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ልዕሊ 539 ሚልየን ብር ትርፊ ምርካቡ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለምለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ኣብዛ ሃገር ዘጋጠመ ቁጠባዊ ቅልውላው ብምፅዋር ልዕሊ 539 ሚልየን ብር ትርፊ ምርካቡ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ነዚ ዘፍለጠ ኣፈፃፃማ ስራሕ 2011 ዓ/ም ብዝምልከት ምስ ሰብ ዋና ኣክስዮን፣ ማሕበረሰብ ንግድን መድረግቲ ኣካላትን…
ማራቶን ሞተርስ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ምግጥጣም ክጀምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማራቶን ሞተርስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ኣዋርሕ ምግጥጣም ክጀምር ኢዩ።
እቲ ኩባኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እተን ዝገጣጠማ ተሽከርከርቲ ፍሪያታት ሃዩንዳይ ኢየን።
እቲ…
ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ፈንድ ልምዓት ግብርናን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 305 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ፈንድ ልምዓት ግብርናን(ኢፋድ) ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 305 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ወይዘሮ ዘነቡ ታደሰን ፕሬዚዳንት ጊልበርት ሆንጉቦን ክታሞም…
ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ብዝበፅሐ ሓደጋ ኣስታት 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ክሳራ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ብዝበፅሐ ሓደጋ ኣስታት 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ክሳራ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ኢትዮ ቴሌኮም ድሕንነት መሰረተ ልምዓት ብዝምልከት ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዛተ ኣሎ።
ካብ 20 ክሳብ…
ተመን ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክውሰን ምግባር ማለት ምስ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝውሰን እምበር ንበይኑ ተግባራዊ ዝግበር ኣይኮነን-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመን ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክውሰን ምግባር ማለት ምስ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝውሰን እምበር ብቅልጡፍ ንበይኑ ተግባራዊ ዝግበር ከምዘኮነ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ዓለም ለኻዊ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተጀመረ ሃገር በቆል ምምሕያሽ…
ብ65 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንዝህነፅ ፋብሪካ ዓለባ ስምምዕነት ሊዝ ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብ65 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ንዝህነፅ ፋብሪካ ዓለባ ስምምዕነት ሊዝ ምፍርራሙ ኮርፖሬሽን ፓርክ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ቻይና ብዓውዲ ኢንዱስትሪ ዓለባ ውሩያት ካብ ዝበሃሉ ኩባኒያታት ሓደ ምስዝኾነ ሻንግቴክስ ሆልዲንግ…
ኣብ ወርሒ ጥሪ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ መሸጢ ችርቻሮ ምህርቲ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዳስትርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ናብ ጣቢያና ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ካብ ምህርቲ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃኢ ናይ ካኦት ምህርቲታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ብዘለዎ ክቕፅል…