Browsing Category
ቢዝነስ
ካልኣይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስን ምርኢትን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ምርኢትን ኮንፈረንስን ቡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ምርኢትን ኮንፈረንስን፥ “ቡን ካብ ሃገረ መበቆል ሰባት /ምድረ ቀደምት/” ብዝብል መሪሕ ቓል ንሰለስተ መዓልቲ ከምዝኽበር ተገሊፁ።
ኣብቲ…
ህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ዓቂቡ ስልጡን ክብርን መንነትን ክውንን ይግባእ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ዓቂቡ ስልጡን ክብርን መንነትን ክውንን ከምዝግባእ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ ገብረመድህን ከምዝበልኦ፥ ህዝቢ ትግራይ ወናኒ ብርክት ዝበሉ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድግታት…
ጉጅለ ኢንቨስትመንት ዩናይትድ ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መንደር ኢንዱስትሪ ናይ ምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ኢንቨስትመንት ዩናይትድ ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መንደር ኢንዱስትሪ ናይ ምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ኣክሊሉ ሃይለሚካኤል፥ ብፕሬዚዳንት እቲ ጉጅለ ኢንቨስትመንት ሰሂቼንግ ዣንግ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ…
ኣብ ትግራይ ዘለዋ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብምጥንኻር ቁጠባ ትግራይ ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ዘለዋ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብምጥንኻርን ብምውዳብን ቁጠባ ትግራይ ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ተሓቢሩ።
ክፍሊ ትምህርቲ መፅናዕቲ ዩኒቨርስቲ መቐለ፥ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ምስ መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ሓላፍተን ዝተወሰነ ሕብረት…
ኒውዝላንድ ንመፈፀሚ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኒውዝላንድ ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ መፈፀሚ ዝኸውን 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይራ።
እቲ ስምምዕነት ሓገዝ፥ ተወካሊ ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ቱርሃን ሳለህን…
ኣብ እስራኤል ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተን ኤግዚቢሽንን ተሳለጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍቢሲ)ኣብ እስራኤል ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተን ኤግዚቢሽንን ተሳለጡ።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ረታ ኣለሙ፥ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዘፈር ንግዲ ዘለወን ምትእስሳር ከጠናኽራ ይግባእ…
ኢትዮጵያን ፊንላንድን ንመፈፀሚ ፕሮጀክት ኮዋሽ ዝውዕል ልዕሊ ብር 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ተግባራዊ ዝኸውን መፈፀሚ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይን ሓለዋ ጥዕናን ማሕበረሰብ(ኮዋሽ) ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ብር 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ተፈራሪመን።
ካብ ፊንላንድ ዝመፅኡ ሓለፍቲ ኮዋሽ፣ ኣማኸርቲ ቴክኒክ፣…
ብሽርክና ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን 560 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ይስርሑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ንደሓር ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ብምሽራኽ 560 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት እናተሰርሑ ምዃኖም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ መኮንን ሃይሉ ከምዝገለፁዎ፥…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 31 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንትን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕን እቲ ባንኪ ኣይተ ባጫ ጊና ከምዝበልዎ፥ ካብ ውልቀ ባንኪታት 24 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ተኣኪቡ ኣሎ።
እቲ…
ኩባንያ ኣፍሪካብ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባንያ ኣፍሪካብ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ኣክሊሉ ሃይለሚካኤል ምስ ሓለፍቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ብስፍሓት ኢንቨስት ብምግባር ዝፍለጥ ኩባንያ ኣፍሪካብ…