Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ትካል ንግዲ ዓለም ንምስታፍ ናብታ ሃገር ዘቕነዐ ብሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዝቲ ኣሎ።…

ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ኮይና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብልዑል ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ብምዃን ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽን…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎ ፍርያት ቡና ናብ ወፃኢ ተላኢኹ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎ ፍርያት ቡና ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ÷ መበል 21 ስሩዕ ኣኼባ…

ብመመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብቲ ዓውዲ እናተርኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ምስትኽኻል ተኻኢሉ ኢዩ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እናተርኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ምስትኽኻል ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽ…

 ክልል ኦሮሚያ 72 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ መስርሒ ቦታ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቦርድ ኢንቨስትመንት ክልል ኦሮሚያ 72 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ልዕሊ 2 ሽሕን 500 ሰብ ሃፍቲ መስርሒ ቦታ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቦርድ ሎሚ ዕለት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ሰብሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ከምኡውን መሪሕ ሰበኽ ሳግም ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ ካልኦት…

ጉዳይ ህልውና ዝኾነ መማራፂ ወደብ ናይ ምስፋሕ ፃዕሪ ንክጠናኸር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅልጡፍ ምዕባለ ኣብ ምርኣይ ንዝርከብ ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ንምስላጥ መማረፂ ወደብ ምስፋሕ ጉዳይ ህልውና ምዃኑ ማሕበራት ሰብ ሃፍቲን ገናሕቲ ከቢድ መኪናን ገሊፆም፡፡ መብዛሕቲኡ ናይታ ሃገር ኣታዊን ወፃእን ንግዲ ብወደብ ጅቡቲ ፅግዕተኛ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ቢዝነስ ጀት ኣውሮፕላን ናብ ውሽጢ ዓዲ ምእታዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተረከባ ቦይንግ 737-800 ዝተብሃለት ቢዝነስ ጀት ኣውሮፕላን ፍሉይ ግልጋሎት ንዝደልዩ ዓማዊል ከምትውዕል ተሓቢሩ፡፡ ቕድሚ ሕዚ ንፍሉይ በረራታት ዝዉዕሉ ግልጋሎታት ብስሩዕ ኣውሮፕላናት ክዋሃብ ምፅንሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…

ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ብቢዚነስ ንተወዳደርቲ ምህዞ ሓሳብ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ዩንቨርስቲ ባህርዳርን ንክልተ ኣዋርሕ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ንዘለዎም ምህዞ ሓሳብ ቢዚነስ ንዘወዳደሮም ሞያተኛታት  ኣፍልጦ ሂቦም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ…

44 ፍሪያታት ጨው መኣዲ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ  44 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ጨው መኣዲ ህዝቢ ንከይጥቀመሎም ኣተሓሳሲቡ። እቲ በዓል መዚ ብዘካየዶ ዳህሳስ ስራሕቲ ዕዳጋ፥ 44 ዓይነታት መፍለዪ ስም ፍሪያት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ብኣዮዲን ዝማዕበሉ ናይ ምግቢ ጨው…