Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

25 ሚኢታዊ

ዋጋ ግልጋሎት: ሓዱሽ ዓመት ንምኽባር ካብ ወፃኢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን 25 ሚኢታዊ ዋጋ ግልጋሎት ክቕነሰሎም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሆቴላትን ካልኦት ግልጋሎት “ቱሪስት” ዝህቡ ትካላትን፥ ሓዱሽ ዓመት፣ ዓመተ 2011 ንምኽባር ካብ ወፃኢ ዓዲ ናብ ሃገሮም ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ካብ ሓፈሻዊ ዋጋ 25 ሚኢታዊ ዋጋ ግልጋሎት ንምቕናስን…