Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ጉጅለ ልኡኽ ኤርትራ

ብፕሬዚዳንት ኢሳያስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ክልል ኣምሓራ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ዝመርሕዎ ጉጅለ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ክልል ኣምሓራ ከምዝመፅእ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሸን ክልል ኣምሓራ ኣይተ ንጉስ ጥላሁን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ “ፌስቡክ” ከምዝገለፅዎ፥ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ዝመርሕዎ ጉጅለ ልኡኽ ናብ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ዑስማንን ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ኣይተ የማነን ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ የማነ ገብረኣብን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት…