Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

መገዲ ኣየር

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተዓፂዩ ዝነበረ መገዲ ኣየር ዛምቢያ ዳግም ንምጅማር ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2010 (ኤፍ ቢ ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 30 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ “ኢንቨስት” ብምግባር ተዓፂዩ ዝነበረ መገዲ ኣየር ዛምቢያ ዳግም ንምጅማር ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ዛምቢያ ተፈራሪሙ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ዛምቢያን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ይኹን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝግበር በረራ ዜጋታት ክልቲአን ሃገራት ፓስፖርት ጥራሕ ምሓዝ ከምዘድልዮም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ይኹን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝግበር በረራ፥ ዜጋታት ክልቲአን ሃገራት ፓስፖርት ጥራሕ ምሓዝ ከምዘድልዮም ገሊፁ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም፥ ናብ ኣስመራ ዝግበር በረራ 11…