Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

የሀገር ውስጥ ዜናዎች

ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክለያድ ናብ ዴንማርክ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድን ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ንምስታፍን ዓሊሞም ሎሚ መዓልቲ ናብ ዴንማርክ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዴንማርክ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ቀዳማይ…

ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክኾኑ ሸይሙ። ኣፈኛ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ነበር ወይዘሮ ሙፋሪያት ካሚል ካብ ሓላፍነተን ንክወርዳ ብመሰረት ዘቕረብኡ ሕቶ ኣባላት…

ሜቴክ ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክሰርሖም ዝሓዞም ውዕል ሰለስተ ተርባይናት ብጨረታ ንኩባኒያ ጀርመን ኣተሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኮርፖሬሽን ብረታ ብረትን ኢንጂነሪንግን”(ሜቴክ) ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንከገልግሉ ተሓሲቡ ክሰርሖም ዝሓዞም ውዕል ሰለስተ ተርባይናት ብጨረታ ንኩባኒያ ጀርመን ኣተሓላሊፉ። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ስራሕቲ ሃይድሮ መካኒካል ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ካብ…

ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ምዕሳል ሰላምን ምርግጋዕን ሶማሊያ ዝምልከቶም ኣካላት ኣድላዪ ደገፍ ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ምዕሳል ሰላምን ምርግጋዕን ሶማሊያ ዝምልከቶም ኣካላት ኣድላዪ ደገፍ ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪበን። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኤርትራ ኣይተ ዑስማን ሳሊሕን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣርባዕተ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል ሹመት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፥ 1. ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም- ብሚኒስትር ማዕርግ ዋና ኣተሓባባሪ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ…

ሓደሽቲ ሹመት ኣባላት ካቢኔ ፌዴራል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ሹመት ኣባላት ካቢኔ ፌዴራል ፀዲቑ። ነቲ ሓዱሽ ሹሞት ኣባላት ካቢኔ ፌዴራል ዘቕረቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ፥ እቶም ኣባላት ብብቕዓት፣ ልምዲን ብርኪ…

ስልጣንን ሓላፍነትን ኣካላት ኣፈፀምቲ ንምውሳን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስልጣንን ሓላፍነትን ኣካላት ኣፈፀምቲ ንምውሳን ዓሊሙ ሎሚ መዓልቲ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ፀዲቑ። እቲ ረቂቕ ኣዋጅ ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕሸመድ ዝቀረበ እንትኸውን፥ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ኣስመራ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ሎሚ ኣማሲዮም ኣስመራ ከምዝኣተዉ ሚኒስትር ዜና ኤርትራ ኣይተ የማነ ገብረኣብ ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ…

ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬኒያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬኒያ ቦሩት ፓሆር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ብብርኪ ፕሬዚዳንት ስሎቬኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገበረ ዑደት ናይ መፈለምታ ምዃኑ ኣብ እዋን እቲ ዘተ ዝሓበሩ ዶክተር ሙላቱ፥ እቲ…

ሰንደቕ ዓላማ ማህተም ቃል ኪዳን ዴሞክራሲያዊ ሓድነትና’ዩ- ዶክተር ሙላቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰንደቕ ዓላማ ማህተም ቃል ኪዳን ኣብ ምክብባር ንዝተደረኸ ዴሞክራሲያዊ ሓድነትና'ዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ገሊፆም። መበል 11 መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ “ሰንደቕ ዓላማና ንዴሞክራሲያዊ ሓድነትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ ዝተኸበረ…