Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

Featured

ትግራይ ንመጀመርያ ግዜ ሰዓብቲ እምነት ሃይማኖት ክርስትናን እስልምናን ብዘይ ኣፈላላይ ብሓደ ምንባር ዝጀመረሉ ቦታ እዩ-ዶ/ር ደብረፅዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ፥ ትግራይ ንመጀመርያ ግዜ ሰዓብቲ እምነት ሃይማኖት ክርስትናን እስልምናን ብዘይ ኣፈላላይ ብሓደ ምንባር ዝጀመረሉ ቦታ እዩ ክብሉ ገሊፆም። ዶክተር ደብረፅዮን ነዚ ዝበሉ፥ መበል 1441 ክብረ…

ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 1 ሽሕን 87 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክፍትሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 1 ሽሕን 87 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክፍትሑ ኢዮም። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2012 ዓ.ም ካብ ኩሎም ቤት ህንፀታት ፌዴራል 1 ሽሕን 87 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክፍትሑ…

ኣብ ትግራይ ይካየድ ዘሎ ከይዲ ገምጋምን ምትዕርራይ ኣመራርሓን ተነፃፃሪ ዲሞክራሲያውነት ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ካብ ክልል ክሳብ ወረዳታት ይካየድ ዘሎ ከይዲ ገምጋምን ምትዕርራይ ኣመራርሓን ተነፃፃሪ ዲሞክራሲያውነት ዝነበሮን ብዝሓሸ ቃልሲ ዝተመርሐን ከምዝነበረ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ህወሓት ምስ ኣመሓደርቲ ዞባን ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈት ህወሓት…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም። ኣይተ ገዱ ኣብ መስኮ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያን ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካን ጆርጂ ቶድዋ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣይተ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ለኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ብመሰረት ዘቕረቦ ሕቶ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ድሕሪ ለውጢ መንግስቲ…

6 ጳጉመን ዝኽሪ መዓልቲ ሃገራዊ ሓድነት ብምዃን ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ቅድመ ምድላው ሃገራዊ መርሃ ግብሪ “ጳጉመን ብምድማር” ይሳለጥ ምህላዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ሽዱሽቲኦም መዓልታት ጳጉመን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝሓዙ መርሃ ግብሪታት ዝተተለሙ እንትኾኑ፥ ነቶም ዛዕባታት…

ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኒውዝላንድ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኒውዝላንድ ፍሌቸር ታቡቲየው ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። እቶም ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ዑደት ዘካይዱ እንትኾኑ፥ እቲ ዑደት ሃገሮም ምስ ሃገራት…

በዓል ኣሹራ 4 ጳጉሜን ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብተኸተልቲ እምነት እስልምና በቢዓመቱ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ኣሹራ 4 ጳጉሜን ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺ ክበዓል ኢዩ። ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ከምዝበሎ፥ ኣብቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ መራሕቲን ተኸተልቲን…

ባንኪ ልምዓትን ባንኪ ንግዲን ኢትዮጵያ ምምሕያሻት ኣሰራርሓ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈፀምቲ ፖሊሲ መንግስቲ ዝኾኑ ባንኪ ልምዓትን ባንኪ ንግዲን ኢትዮጵያ ምምሕያሻት ኣሰራርሓ ይገብሩ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቲ ዝግበር ዘሎ ምምሕያሽ፥ መንግስቲ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ናይ ዝገብሮ ሃገራዊ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ኣካል ከምዝኾነ…

ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ህንፀቱ ዝተሳለጠ ማእኸል መዘናግዒ ህፃዉንቲን መናእሰይን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ህንፀቱ ዝተሳለጠ ማእኸል መዘናግዒ ህፃዉንቲን መናእሰይን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣካያዲት ስራሕ ሃፒ ላንድ ማእከል መዘናግዒ ህፃዉንቲን መናሰይን ወይዘሮ ማክዳ ኣጥናፌ ከምዝበልኦ፥ እቲ ማእኸል መዘናግዒ ኣብታ…