Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኢትዮጵያን ብሪታንያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 120 ሚሊየን ፓውንድ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታንያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 120 ሚሊየን ፓውንድ ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪመን። ኣብ'ቲ ሰነድ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ብሪታኒያ ኣሎክ ሻርማ ክታሞም…

ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ቀዳም ኣገልግሎት ከምዘይህብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ምስላጥ ምምሕያሽ ዘመናዊ ሲስተም ፅባሕ ዕለተ ቀዳም 18 ነሓሰ 2011 ዓ.ም ኣገልግሎት ከምዘይህብ ኣፍሊጡ። ንምስፋሕ ዘመናዊ ኣገልግሎት ዲጅታል ባንኪ፣ ደረጅኡ ዝሓለወ ግልጋሎት ንዓማዊሉ ንምሃብን ዓቕሚ ምጥቃም…

ኩባኒያ ሆርን አፍሪካ ኮንስትራክሽን ኤንድ ትሬድ ኣብ ትግራይ መንበሪ አባይቲ ንምህናፅ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብፅሒት ዓዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆርን አፍሪካ ኮንስትራክሽን ኤንድ ትሬድ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣብ ትግራይ መንበሪ አባይቲ ንምህናፅ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብጽሒት ዓዲጉ። እቲ ኩባንያ በቢዓመቱ 8 ሺሕ መንበሪ አባይቲ ክሃንፅ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበረሉ። ፕሬዚዳንት እቲ ኩባንያ…

ድምር መጠን ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 712 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድምር መጠን ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 712 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ባንኪ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2018/19 ዓ.ም.ፈ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይግምግም ኣሎ። ላዕለዎት ኣመራርሓ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብቲ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ብ300 ሚሊየን ዶላር ፓርክ ኢንዱስትሪ ክሃንፃ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን 300 ሚሊየን ዶላር ኤሜሪካ ወፃኢ ብምግባር ፓርክ ኢንዱስትሪ ክሃንፃ ኢየን። እታ ፓርክ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝህነፅ እንትኸውን፥ ኣብ ፍሪያት ንዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ንምስሓብ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስትር ቤት…

ሰራሕተኛታት ትራንስ ኢትዮጵያ ንልምዓት ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ትራንስ ኢትዮጵያ ንልምዓት ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ካብ መሃየኦም ኣወፍዮም። ኣካል ትካል ትእምት ዝኾነ ትራንስ ኢትዮጵያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባኒያ፥ መንግስትን ህዝቢ ትግራይ ኩለ መዳይ ልምዓት እታ ክልል…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃገረ ሞዛምቢክ ከተማ ቤይራ ሓዱሽ በረራ ክጀምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃገረ ሞዛምቢክ ከተማ ቤይራ ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን ሰለስተ ጊዘ በራረ ንምግባር ዘኽእሎ ምድላው ከምዝገበረ እውን ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ 23 መዓልታት 253 ነጥቢ 78 ሚልየን ብር ግብሪ ክእከብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) በዓል መዚ ልምዓት እቶት ትግራይ ኣብ ውሽጢ 23 መዓልታት ካብ 138 ሺሕን 515 ከፈልቲ 253 ነጥቢ 78 ሚልየን ብር ግብሪ ክእከብ ከምዝኸኣለ ገሊፁ።   ካብ 1 ክሳብ 23 ሓምለ 2011 ዓ/ም ብብርኪ ክልል ኣብ ዝተሳለጠ ስርዓት…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። እቲ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዓውዲ ጥዕና ንምምዕባልን ንእታዎት ሕክምና ዝኾኑ ናውቲ ንምግዛእን ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ኣብቲ ሰነድ…

ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ ዘለዉ 150 ኢትዮጵያውያን ጉዳይ ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ ዘለዉ 150 ኢትዮጵያውያን ጉዳይ ይከታተሎ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ነብያት ጌታቸው፥ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኣኽበርቲ ፀፅታን ነበርቲን ብዘጋጠመ ጎንፂ…