Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ወልዋሎ ምስ ጅማ ኣባ ጅፋር ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ደረጀኣ አመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል 23 ሰሙን ፀወታ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎን ጅማ ኣባ ጅፋርን ፀወተአን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ኣካይደን። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዘካየድኡ ፀወታ፥  1 ን 1 ብዝኾነ ማዕተ ወፅኢት ተፈላሊየን። ብመሰረት እዚ…

ወልዋሎን ስሑል ሽረን ኣብ ልዕሊ መጋጥምተን ብሰፊሕ ኣፈላላይ ዓወት አመዝጊበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 22 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 16 ጋንታታት ኣብ ሸሞንተ ምድብ ብምዃን ፀወታታት ኣካይደን። ብመሰረት እዚ ወልዋሎ ምስ ደደቢት ኣብ ስታዲየም ትግራይ ኣብ ዘሳለጥኡ ፀወታ፥ ወልዋሎ 2 ንባዶ…

ደገፍቲ ጋንታ ጊዮርግስ ንኣባላትን ደገፍቲን ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣቀባብላ ገይረሙሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላትን ደገፍቲን ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትበፅሑ ደገፍቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቅዱስ ጊዮርግስ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ መበል 22 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሸሞንተ ፀወታታት…

ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዋልታ ፖሊስ ትግራይ ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ሓደጋ ኣጋጢሙዎም

ኣዲስ ኣባባ ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2011( ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዋልታ ፖሊስ ትግራይ ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ሓደጋ ኣጋጢሙ። መራሒ እቲ ጋንታ ኮማንደር ገብሩ ካሕሳይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ዘጋጠመሉ ቦታ ኣብ ከባቢ ገዋኔ እዮ። ብመሰረት እዚ ሽድሽተ ሰባት…

ንተሳተፍቲ ክለብ መናእሰይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣቢጃን መርሃ ግብሪ ምትብባዕ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንተሳተፍቲ ክለብ መናእሰይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣቢጃን ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ መድረኽ ኣፍልጦን ምትብባዕን ተሳሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኮትዲቫር ኣብ ዝተሳለጠ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን መናእሰይ፥ 6 ወርቂ፣ 10 ብሩር፣ 14…

ኣብ ትግራይ ዓብዪ ጉያ ክሳለጥ’ዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ካብ 20 ጉንበር ጀሚሩ ዓብዪ ጉያ ክሳለጥ'ዩ። እቲ ዓብይ ጉያ ብዓርሰ ተበግሶ መናእሰይ ትግራይን ማሕበር ባዶ ሓደን ከምዝተዳለወ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ምስ መዳለዉቲ ኣካላት ብሓባር ብምዃን…

ወልዋሎ ምስ መከላከያ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ ወልዋሎ ምስ መከላከያ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን። ብመሰረት እዚ ሪችመንድ አዶንጎ ኣብ መበል 20 ደቒቓ ብዘቑፀራ ሓንቲ ሸቶ ወልዋሎ ኣብ ልዐሊ መከላከያ ሓደ ንባዶ ተዓዊታ።…

ወልዋሎ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ፖሊስ 1 ንባዶ ብምዕዋት ደረጀኣ ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል 19 ሰሙን ፀወታ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎን ደቡብ ፖሊስን ፀወተአን ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ ኣካይደን። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዘካየድኡ ፀወታ፥ ወልዋሎ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ፖሊስ 1 ንባዶ ብምዕዋት ደረጀኣ ኣመሓይሻ።…

ጋንታታት መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀወታ ደርቢ ሕውነት ፕሪሚየር-ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን። ብመሰረት እዚ ክልቲአን ጋንታታት 1 ን1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ስለዝኾነ መቐለ 70…

ኣብ ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ሳልሳይ ሃገር ለኸ ውድድር ስፖርት ኣብያተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ክካየድ’ዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሳልሳይ ሃገር ለኸ ውድድር ስፖርት ኣብያተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ'ዩ። ኣብቲ ዝካየድ ውድድር ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ስፖርተኛታት ብ20 ዓይነታት ስፖርት ክነሓንሑ እዮም። ስለዝኾነ ካብ 14 ክሳብ 29…