Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ኣርባዕቲአን ዩንቨርስታት ክልል ትግራይ ኣምባሳደራት ስፖርት ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንታትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ኣርባዕቲአን ዩንቨርስታት ክልል ትግራይ ኣምባሳደራት ስፖርት ገይሩ ሸይሙዎም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሽመት ኣምባሳደርነት ዝተረኸቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ጅማ ኣባጅፋር 2-1 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዓለም ለኻዊ ስታዲየም ትግራይ ኣብ ዝተገበረ ተመዓራራዪ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ኣብቲ ዝተገበረ ፀወታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ጅማ ኣባጅፋር 2-1 ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ ኣብ 15 ፀወታታት…

ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተሳለጡ ፀወታታት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨር ፑል ኣብ ልዕሊ ዋትፎርድ 5 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተሳለጠ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ፥ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ዋትፎርድ 5 ንባዶ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ሊቨርፑል 69 ነጥቢ ብምውህላል መሪሕነቱ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ። ብተመሳሳሊ ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ…

መቐለ 70 እንደርታ ምስ ጅማ ኣባ ጅፋር ሎሚ መዓልቲ ፀወትአን ከካይዳ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መቐለ 70 እንደርታን ጅማ ኣባ ጅፋርን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዓለም ለኻዊ ስታዲየም ትግራይ ፀወትአን ከካይዳ እየን። ጋንታ ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታ ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝገበረቶም 14 ፀወታታት 32 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ ቅርቅርቲ እቲ ሊግ ብምዃን…

ምምሕዳር ከተም ኣኽሱም ብ2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝዓደጋ ኣብቶቡስ ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ ኣኽሱም ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተም ኣኽሱም ብ2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝዓደጋ ኣብቶቡስ ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ ኣኽሱም ኣረኪቡ። እታ ኣብቶብስ ትማሊ ናብ ከተማ ኣኽሱም እትትኣቱ ደገፍቲን ኣባላትን እታ ጋንታ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙላ። ደገፍትን ኣመራርሓን…

ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ካልኣይ ብርኪ ልዑል መቑፀሪ ሸቶ ወኒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ዓመተ 2011 መቑፀርቲ ልዑል ሸቶ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ካልኣይ ደረጃ ሒዙ። ትማሊ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ድሬዳዋ 2 ን1 ብዝኾነ…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ድሬዳዋ 2 ን1 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ተዓዊታ። መቐለ 70 እንደርታን ድሬዳዋ ከተማን ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ኣካይደን። ኣብቲ ሎሚ ዝተኻየደ ፀወታ፥ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ…

ፊፋ ኣብ ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ዝግልገለሉ ቢሮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፊፋ ኣብ ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ዝግልገለሉ ቢሮ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ። ኣብ ስነ ስርዓት ምኽፋት እቲ ቢሮ ኣብ ስፖርት ዝነጥፉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ተረኺቦም።

ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ መበል 15 ሰሙን ፀወታታት ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ 6 ጋንታታት ከራኽብ እዩ። ብመሰረት እዚ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ፀወታ፥ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩንቨርስቲ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ምስ ሲዳማ ቡና ክትገጥም…

መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል 1 ንባዶ ብምርታዕ ደረጀኣ ኣመሓይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ተመዓራራዪ ፀወታ መቐለ 70 እንደርታን ፋሲል ከነማን ኣብ ዓለም ለኻዊ ስታዲየም ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተሳለጠ ፀወታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ 1 ንባዶ ተዓዊታ። ነታ ሸቶ ኣማኑኤል…