Fana: At a Speed of Life!

ኣብረሃም መብራህቱ ዋና ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኑ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብረሃም መብራህቱ ዋና ኣሰልጣኒ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኮይኑ ከምዝተሓረየ ተገሊፁ። ኮሚቴ ቴክኒክ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ፥ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንምስልጣን ንዘመልከቱ ኣሰልጠንቲ እናፃረየ ፀኒሑ እዩ።…

ኣሜሪካ መራሒ ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዋይት ሃውስ ዑደት ንከካይዱ ዓዲማቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንመራሒ ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዋይት ሃውስ ዑደት ንከካይዱ ዕድመ ኣቕሪበሙሎም። ሩሲያ ንዜጋታት ኣሜሪካ ብዛዕባ እቶም ኣብ ኮምፒዩተራት እታ ሃገር ሶሊኾም ብምእታው ኣብቲ ምርጫ ጣልቃ ብምእታዎም…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ዘኽእል ምድላው ከም ዝተገበረ መንግስቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ፅባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣትዉ ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ዘኽእል ምድላው ከም ዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ዝግበር ዑደት ስራሕ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ…

መፃኢ ሰሙን ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምሁራት ተጋሩ ክሳለጥ’ዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ካብ 11 ሓምለ 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምሁራት ተጋሩ ክሳለጥ'ዩ። እቲ ክሳለጥ ተተሊሙ ዘሎ ኮንፈረንስ፥ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ሙሁራን ምስ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ሙሁራን…

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፥ ኣብ ኣሜሪካ ንዝካየድ ዕርቀ ሰነያ 3 ሊቃነ ጳጳሳት ከምእትልእኽ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ንዝካየድ ዕርቀ ሰነያ 3 ሊቃነ ጳጳሳት ከምእትልእኽ ፓትርያርክ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ገሊፆም። ራብዓይ ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ምስ ዝተወሰኑ ኣቦታት ብምዃን ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ይኹን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝግበር በረራ ዜጋታት ክልቲአን ሃገራት ፓስፖርት ጥራሕ ምሓዝ ከምዘድልዮም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ይኹን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝግበር በረራ፥ ዜጋታት ክልቲአን ሃገራት ፓስፖርት ጥራሕ ምሓዝ ከምዘድልዮም ገሊፁ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም፥ ናብ ኣስመራ ዝግበር በረራ 11…

ኢትዮጵያን ኤርትራን ስምምዕነት ሰላምን ምሕዝነትን ምፍርራመን ንምዕባለ ዜጋታተን ወሳኒ ምዃኑ ኣሜሪካ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ መንጎአን ዝነበረ ቅርሕንቲ ንምፍታሕ ዝገበርኡ ስምምዕነት ን20 ዓመታት ዝፀንሐ ምፍጣጥ መፈፀምታ ከምዝረኸበ ዘርእይ እዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ ኣብ ልዕሊ ኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን0 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 29 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ መቐለ ኣብ ልዕሊ ኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን0 ተዓዊታ። መቐለ፥ ጋቶች ፓኖም ኣብ መበል 90 ደቒቓ ብዘቑፀራ ሸቶ እያ ስዒራ። ወልዋሎ ምስ ሃዋሳ ዘካየድኡ ፀወታ ድማ ባዶ ንባዶ…

ተመድ ኢትዮጵያና ኤርትራ ግንኙነታቸውን ለማሻሻል ለጀመሩት ስራ የሚያስፈልጋቸውን ድጋፍ ለማድረግ ዝግጁ መሆኑን ገለፀ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 14፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) የተባበሩት መንግስታት ድርጅት ኢትዮጵያና ኤርትራ ግንኙነታቸውን ለማሻሻል ለጀመሩት ስራ የሚያስፈልጋቸውን ድጋፍ ሁሉ ለማድረግ ዝግጁ መሆኑን ገለፀ። የተባበሩት መንግስታት ድርጅት ዋና ጸሃፊ አንቶኒዩ ጉተሬዝ ባወጡት መግለጫ፥ ኢትዮጵያ…

የአፍሪካ ህብረት ኢትዮጵያና ኤርትራ ግንኙነታቸውን ለማሻሻል የጀመሩትን ስራ አደነቀ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 14፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) የአፍሪካ ህብረት ኢትዮጵያና ኤርትራ በመካከላቸው ያለውን ግንኙነት ለማሻሻል የተጀመሩትን በጎ ስራዎች አደነቀ። የአፍሪካ ህብረት ኮሚሽን ሊቀመንበር ሙሳ ፋቂ መሃመት በሰጡት መግለጫ ኢትዮጵያ የአልጀርሱን ስምምነት እና የድንበር ኮሚሽኑን ውሳኔ ሙሉ…