Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ለበዳ ኤች ኣይቪ ኤድስ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ብናህሪ ይውስኽ ምህላዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ትግራይ ለበዳ ኤች ኣይቪ ኤድስ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ብናህሪ ይውስኽ ምህላዉ ሓላፊ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይቪ ኤድስ እቲ ክልል ኣይተ ፍስሃ ብርሃኑ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብመዳይ መንግስቲ ኣብ ምክልኻን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ…

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ሬነር ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ሬነር ምስ ዩንቨርስቲ መቐለ ንምዝታይ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ኣምሪሖም።   ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት/ኢህወዴግ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ መቐለ ፕሮፌሰር ክንደያ…

መልእክቲ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ቅድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን መላእ ህዝብና እንኳዕ ንበዓል መስቀል ብሰላም ኣብፀሐኩም! ኣብፀሐና! ዝብል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፣ ብሽም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ብሽመይን እንተመሓላልፍ ዝስመዓኒ ክብርን ሓበንን ዝለዓለ እዩ። ትግራይና ማዕኸን ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድግታት ጥራሕ…

ብምኽንያት በዓል መስቀል ዓብዩ ጉያ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል መስቀል ዓብዩ ጉያ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ተሳሊጡ። መበገሲኡ ፒያሳ ዝገበረ እቲ ዓብይ ጉያ ክሳብ ቃንዳዕሮ በፂሕካ መልሲ 9 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ እንትኾን ውድድር ኣትሌታት ካብ ደቂ ተባዕትዮ 1, ገብሩ ኣብራሃ ካብ ጉና 2,…

ሃይማኖታዊ ስርዓት ፍትሓት 80 መዓልቲ ጀነራል ሰዓረ መኮነን ሎሚመዓልቲ ተሳሊጡ

ኣዲስኣበባ፣11መስከረም፣2012(ኤፍ.ቢ.ሲ) ሃይማኖታዊ ስርዓት ፍትሓት ነብሲ 80 ማዓልቲ ነበር ኢታማጆር ሽም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ሰዓረ መኮነን ሎሚ 11 መሰከረም 2012ዓ/ም ኣብ ቤተ ክርስትያን ፀርሃ ኣርያም ቅዱሰ ገብረኤል ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ናይ ቀዳምነት ቀዳማይ ኣጀንዳና ልምዓት፣ ሰላምን ምርግጋፅ ድሕንነት ህዝቢናን እዩ- ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን

ኣዲስ ኣበባ :10 መስከረም:2012 (ኤፍ ቢ ሲ) መልእክቲ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ናይ እንወስዶም መርገፅታትን እንሕዞም ቅዋማትን ቁልፊ መመዘኒ ናይ ህዝቢና ዘላቂን መሰረታዊን ረብሓ ዘረጋግፅ ድዩ ኣይኮነን ዝብል እዩ ። ሎሚ ይኹን ፅባሕ እንወስዶም መርገፅታት ንህዝቢና ብዘለዎ ረብሓን…

ልዕሊ 68 ሚልዬን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ሆቴል ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቁ

ኣዲስ ኣበባ :10 መስከረም 2012:(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 68 ሚልዬን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ሆቴል ኣብ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከተማ ፍረወይኒ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቁ። ሰብ ዋና እቲ ሆቴል ኣይተ ገብረመስቀል ኣባዲ ከምዝበልዎ እቲ ሆቴል ኣብ 2007 ዓም ስርሑ ዝጀመረ እንትኾን ልዕሊ 68 ሚልዮን…

በዓል መስቀል ብሰላም ንክሓልፍ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ከተማ ዓድግራት ዝካየድ ክብረ በዓል መስቀል ብሰላም ንክሓልፍ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኣዛዚ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ኣዛዚ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ዓድግራት ምክትል ኢንስፔክተር መብራህቱ ካሕሳይ…

ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝጥቀማሉ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝጥቀምሉ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ450 ሚሊየን ዶላር ክህነፅ ኢዩ። እቲ ህንፀት ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ ከምዝዛዘም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ተወከልቲ እተን ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ…

ኣብ ልዕሊ ትካላት ነዳዲ ስዑዲ ብዝበጽሐ መጥቃዕቲ ዋጋ ነዳዲ ንሂሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳም ኣብ ልዕሊ ትካላት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝበጽሐ መጥቃዕቲ ዋጋ ነዳዲ ክንህር ምኽንያት ኮይኑ'ሎ። ብሰንኪ እቲ ኣብ ልዕሊ መጻረዪ ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝበጽሐ መጥቃዕቲ፡ ቀረብ ነዳዲ ዓለም ብ 5% ዝነከየ ክኸውን ከሎ፡ በዚ ምኽንያት ድማ ዋጋ…