Fana: At a Speed of Life!

ናይ ቀዳምነት ቀዳማይ ኣጀንዳና ልምዓት፣ ሰላምን ምርግጋፅ ድሕንነት ህዝቢናን እዩ- ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን

ኣዲስ ኣበባ :10 መስከረም:2012 (ኤፍ ቢ ሲ) መልእክቲ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ናይ እንወስዶም መርገፅታትን እንሕዞም ቅዋማትን ቁልፊ መመዘኒ ናይ ህዝቢና ዘላቂን መሰረታዊን ረብሓ ዘረጋግፅ ድዩ ኣይኮነን ዝብል እዩ ። ሎሚ ይኹን ፅባሕ እንወስዶም መርገፅታት ንህዝቢና ብዘለዎ ረብሓን…

ልዕሊ 68 ሚልዬን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ሆቴል ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቁ

ኣዲስ ኣበባ :10 መስከረም 2012:(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 68 ሚልዬን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ሆቴል ኣብ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከተማ ፍረወይኒ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቁ። ሰብ ዋና እቲ ሆቴል ኣይተ ገብረመስቀል ኣባዲ ከምዝበልዎ እቲ ሆቴል ኣብ 2007 ዓም ስርሑ ዝጀመረ እንትኾን ልዕሊ 68 ሚልዮን…

በዓል መስቀል ብሰላም ንክሓልፍ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ከተማ ዓድግራት ዝካየድ ክብረ በዓል መስቀል ብሰላም ንክሓልፍ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኣዛዚ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ኣዛዚ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ዓድግራት ምክትል ኢንስፔክተር መብራህቱ ካሕሳይ…

ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝጥቀማሉ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝጥቀምሉ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ450 ሚሊየን ዶላር ክህነፅ ኢዩ። እቲ ህንፀት ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ ከምዝዛዘም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ተወከልቲ እተን ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ…

ኣብ ልዕሊ ትካላት ነዳዲ ስዑዲ ብዝበጽሐ መጥቃዕቲ ዋጋ ነዳዲ ንሂሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳም ኣብ ልዕሊ ትካላት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝበጽሐ መጥቃዕቲ ዋጋ ነዳዲ ክንህር ምኽንያት ኮይኑ'ሎ። ብሰንኪ እቲ ኣብ ልዕሊ መጻረዪ ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝበጽሐ መጥቃዕቲ፡ ቀረብ ነዳዲ ዓለም ብ 5% ዝነከየ ክኸውን ከሎ፡ በዚ ምኽንያት ድማ ዋጋ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዓብይ ጉያ ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዓብይ ጉያ ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ። ነቲ ኣፍልጦ “ዘ ቻሌንጀርስ ኣዋርድ” ዝተብሃለ ኣብ “ራነርስ ወርልድ” መፅሄት ዝቐርብ ኢዩ ሂቡዎ። እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዓብይ ጉያ ኣብቲ መፅሄት ብዝተኻየደ ውድድር 56…

መልእኸዅቲ ዶ/ር ደብረፅዮን

መንእሰይ ትግራይ እቲ ኩነታት ምስ ተፈጠረ እሙን ፈፃሚ ሕድሪ ሰማእታት ትግራይ ምዃኑ ብግብሪ ዘመስከረሉ ዓመት ኔሩ 2011! ሰላም ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ዘለኻ ህዝቢና ብሓፈሻ፣ ኣባላት ድጅታል ወያነ ከኣ ብፍላይ፣ ከመይ ኣለኹም? ኣቐድመ ሓዱሽ ዓመት 2012 ሰናይ ቃልሲን ዓወትን ክኾነልና…

ታንዛንያ ፈላመይቲ ቦይንግ 787-8 ድሪምላይነር ዓዲጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታንዛንያ ፈላመይቲ ቦይንግ 787-8 ድሪምላይነር ዓዲጋ። እቲ ዕድጊት ቦይንግ መንግስቲ ታንዛንያ መቐፀልታ ናይቲ ንመገዲ ኣየር ታንዛንያ ንምዕባይ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕርታት እዩ ተባሂሉ። ኣብ ፅምብል ምቕባል እታ ነፋሪት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ጆን…

መግለፂ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

ዜጋታት ኣብ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ብነፃነት ናይ ምዝውዋር ከምኡ እውን ኣብ ዝመረፅዎ ከባቢ ናይ ምንባርን ንብረት ናይ ምውናንን ሕገ-መንግስታዊ መሰሎም ምዃኑ ኣቐዲሙ ተመሊሱ ዝሓደረ ጉዳይ እዩ። መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን እውን እዚ ሕገ-መንግስታዊ መሰል ዜጋታት ከይተሸራረፈ ተግባራዊ ንምግባር ኣድላይ…

ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እዛ ሀገር ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 25 ሽሕ ተጋሩ ብዘላቕነት ንምሕጋዝ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እዛ ሀገር ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 25 ሽሕ ተጋሩ ብዘላቕነት ንምሕጋዝ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፁ። መንግስቲ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እዛ…